ROTES INFO

ROTES INFO █▓▒F░O░L░L░O░W▒▓

03/06/2026

ሸዊት እዚ ደርፊ ክሳብ ሕጂ ከም ናታ ዋንነት እያ ትሓስቦ ዘላ.. ሸወት ይቅረ ክትሓቲ ንዋናታቱ ድማ
ክትህቢ ይጽውዕ እንተ ዘየለ ኩሉ ናተይ ትብልዮ ደርፍታትኪ ኣብ ሓደጋ ክወድቅ እዩ።

28/05/2026

ሓቂ🙏
#ምስጋና

26/05/2026

ጉጅለ ስብሪት ⚔️🎸💫👑👑👑

24/05/2026

ሎሚ ከም ትማሊ 🇪🇷🫡🇪🇷

23/05/2026

መልእኽቲ ፕረዚደንት ሕቡራት መንግስታት
ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ

22/05/2026

IN𝐅𝐚𝐜𝐭✅።

21/05/2026

𝒁𝒆𝒏𝒆𝒃 𝒃𝒆𝒔𝒉𝒊𝒓🥰👑👑👑

ፍሉጥ ስነ-ጥበባዊ ኤይኮን፡ ጸለምቲ (ብፍላይ ጸለምቲ ኣመሪካውያን) ኣብቲ ዝግለሉሉ ቦታታት ካብ ዝነብሩ፣ ናብ መበቆል ዓዶም ኣፍሪቃ ክምለሱ ጻውዒት የቕርብ።ካብ "ውሑዳን" (Minority) ...
18/05/2026

ፍሉጥ ስነ-ጥበባዊ ኤይኮን፡ ጸለምቲ (ብፍላይ ጸለምቲ ኣመሪካውያን) ኣብቲ ዝግለሉሉ ቦታታት ካብ ዝነብሩ፣ ናብ መበቆል ዓዶም ኣፍሪቃ ክምለሱ ጻውዒት የቕርብ።

ካብ "ውሑዳን" (Minority) ምውጻእ፦ ጸለምቲ ብብዝሒ ናብ ኣፍሪቃ እንተተመሊሶም፡ ውሑዳን ወይ ዝተገሉሉ ኮይኖም ካብ ምንባር ክላቐቑ እዮም።

ኣብ መበቆል ዓዶም (ኣፍሪቃ) ዝበዝሐ ቁጽሪ ብምሓዝ፡ ዝበለጸ ናጽነት፡ ሰፊሕ ዕድላት፡ ከምኡ'ውን ሓያል ፖለቲካውን ቁጠባውን ጽልዋ ክሃንጹ ይኽእሉ።

ኣብ ስደት ካብ ምጽባይ፡ ናብ ኣፍሪቃ ተመሊሶም ነባሪ ስልጣን፡ ዋንነትን ድልዱል ማሕበረሰብን ክጭብጡ የተባብዕ።

(ናይ ADI ጻውዒት)

ንዝያዳ ሓበሬታ Follow ግበሩ


18/05/2026

OUR HERO welcome back❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🙏🙏❤️❤️🇪🇷🇪🇷🙏🙏

26/12/2025

Welcome to EriLink!We are proud to present a special musical tribute initiated by former members of the Division 61 (Kifle Serawit 61) Cultural Troupe. This ...

Address

Rue Des Bains 26
Asmara
1205

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ROTES INFO posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share