Sirak Jr. Eri Cycling

  • Home
  • Sirak Jr. Eri Cycling

Sirak Jr. Eri Cycling Ricky enthusiast

ናይ ቶማስ ኣብ ግዜ ጭንቀት 🎧😇ናይ ሞሞና ኣብ ግዜ ትዝታ🎧🤗ናይ ጣኒቆ ኣብ ግዜ ፍቅሪ🎧🫀ናይ ቆርጫጨ ኣበየና ግዜ ይስማዕ
09/07/2022

ናይ ቶማስ ኣብ ግዜ ጭንቀት 🎧😇
ናይ ሞሞና ኣብ ግዜ ትዝታ🎧🤗
ናይ ጣኒቆ ኣብ ግዜ ፍቅሪ🎧🫀
ናይ ቆርጫጨ ኣበየና ግዜ ይስማዕ

06/07/2022

ኤርትራውያን ስነጥበበኛታት ይኹኑ ስፖርተኛታት ኣብ ሃይማኖቶም ዘለዎም ክብረት ብጣዕሚ ደስ ዘብል እዩ
ስለዝኾነ ክኣ ዓወትን ኣሳልጦም ኩሉ ግዜ ምስኦም ዘሎ
🙏 🇪🇷 🇪🇷❤️

30/06/2022

ሓደ ካብ ሚስጢር ዓወታት ኤርትራውያን ተቀዳደምቲ ብሽክለታ ኣብ እምነቶም ጽኑዓት ሃይማኖቶም ክኣ ኣኽበርቲ ብሙኻኖም እዩ
ኣብ ኣምላኽካ እምነት እንተለካ ኩሉ ግዜ ዕዉት ኢኻ ናቱ ምስ መራ ክኣ ገለ ኣብነታት እዮም❤️✝️💓🇪🇷

30/03/2022

ጎብለል ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራን ኣብ ኤውሮጳ ድሙቕ ውጽኢት ዘመዝገቡ ኤርትራውያን ተቀዳደምቲ ቢንያምን ናቱን ሎሚ ኣብ ኣስመራ ኣዝዩ ድሙቅ ኣቀባብላ ተጌርሎም
🥇🏆❤️🥇🇪🇷

25/03/2022

ኤርትራ እንታይ እያ ንዓኺ ሉሊ❤️🇪🇷👸🏽❤️🇪🇷
ከምቲ ገዲም ኾኾብ ድምጻዊ ኣብርሃም ኣፍወርቂ ዝበሎ ንዓለም ንእሽተይ ሃገረይ ንዓይ ግን ንስኺ ኢኺ ዓለመይ Eri 🇪🇷❤️
ሉለይ ከም ሽምኪ ሉል ኢኺ 🇪🇷 💎

24/03/2022

ስደት መሪሩኒ ርሑቅ ምኻደይ
ይናፍቅ ኣለኺ ኤርትራ ዓደይ
❤️💛💙💚🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እዛ ዓዲ መን እያ ዝፈለጥኩማ ኣብ ኮመንት ብሩኽ መዓልቲ ይግበረልና🥰❤️🥰

21/03/2022

ሃገርና ዶ ዋላ ኣዴና ዝያዳ ንናፍቃ 🇪🇷🤱🏽❤️
ክንደይ ሰባት ኢኹም ስም ሉሊ ትሰማምዑ
🇪🇷🥰❤️🇪🇷❤️

02/03/2022

ሰኒ ዋላ ኢፋል ትህብዎ 🇪🇷❤️😍
❤️🇪🇷
ብሩኽ ምሸት ይግበረልና 🙏

Address


Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Sirak Jr. Eri Cycling posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to Sirak Jr. Eri Cycling:

  • Want your business to be the top-listed Gym/sports Facility?

Share