Kabhier/ካብሄር

Kabhier/ካብሄር እዚ ሚድያ'ዚ ስፖርትን ፡ ካለኦት እንዳመሃሩ ዘዛናግዑ መደባትን ዘቕርብ ሚድያ'ዩ ❤🇪🇷❤

20/09/2026

🇪🇷🏃🔥🏆

19/09/2026

እታ ታሪኻዊት ፍጻመ 👇

(ወዲ-ሰዓረ) ንኹሎም ስዒሩ ታሪኽ ዝሰነደላ ፍልይቲ ዕለት
19 /9/2026

🇪🇷ድሕሪ'ቲ ታሪኻዊ ዓወት 🏃💪🔥ኣቐድም ኣቢሉ ኣብ ዝተዛዘማ ናይ 5000 ሜርትሮ  ሻምፕዮን ዓለም 2026  ኤርትራ ኣብዚ ውድድር 1ይን ፡ 3ይን ደረጃ ብምሓዝ ሕልፊ ፡ ሓለፋ ክትደምቕ ከላ።...
19/09/2026

🇪🇷ድሕሪ'ቲ ታሪኻዊ ዓወት 🏃💪🔥

ኣቐድም ኣቢሉ ኣብ ዝተዛዘማ ናይ 5000 ሜርትሮ ሻምፕዮን ዓለም 2026 ኤርትራ ኣብዚ ውድድር 1ይን ፡ 3ይን ደረጃ ብምሓዝ ሕልፊ ፡ ሓለፋ ክትደምቕ ከላ። ኣብዚ ዓይነት ርሕቐት'ውን ንፈለማ ግዜኣ'ያ ብመንገዲ 🏆🥇 ወርቂ መዳልያ ትዓትር ዘላ።

ምዓስ እዚ ጥራይ ውን 3ይ ደረጃ ብምሓዝ ነሓሲ መዳልያ ተጎናጺፋ'ያ 🥉🏆

👉📸እዛ ስእሊ ከኣ ዳዊትን ፡ ሳይሞንን ድሕሪ'ቲ ታሪኻዊ ዓወት ብሓጎስ ተሰንዮም፡ ብፍቕሪ ተዓጂቦም ዓወቶም እንዳጸንበሉ ዝተወስደት ክላዕ 📸

19/09/2026

ካብዛ ኣብ ታሕታያ እምኒ ቃቒራ ትኸይድ 🫣 ንኸንፈራ ከኣ ብመርፍእ ዝነፈሐት " ብውህብቶ እግዛብሄር ዘይትዓግብ፡ ነብሰ-ምትሓት ዝስምዓ ፡ ካብ ባህልን ፡ ወግዕን ዝወጸት #ዳህላክ ትብሃል ሰብ እንታይ ኢና ክንምሃር ግርም'ዩ ዝብለኒ 🤔🤔🤔

ናይዛ ክብርቲ ሓፍቲ ዘረባ ግን ዋውውውwwwww በቃ !

16/09/2026

✅ 💯 ✅ 👌

16/09/2026

🙋 👇

ነቲ ን26 መስከረም ተዳልዩ ዘሎ መጻረይ ግጥም ዋንጫ ኣፍሪቃ ኤርትራ ኣንጻር ኬንያ ነቲ ጸወታ ብቐጥታ ከንከታተሎ ንኽእለሉ መንገድታት ኣብዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ምሉእ ሓበሬታ ስምዕዎ።

16/09/2026

ዘረባ'ያ ✅🤣😃🤣

15/09/2026

ከም ኣምላኽ ከ ዝቐርብ ኣሎ ድዩ ✅👏

ሓቂ በልካ መራ ፍላስፋ ጥበብ ✅👏👌

Address

Birmingham

Telephone

+905411978524

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Kabhier/ካብሄር posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Shortcuts

Share