ክለብ ኩዕሶ እግሪ ሑፃ ቆላ ገርዓልታ

ክለብ ኩዕሶ እግሪ ሑፃ ቆላ ገርዓልታ Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from ክለብ ኩዕሶ እግሪ ሑፃ ቆላ ገርዓልታ, Sports, Wukro.

17/05/2026

Shout out to my newest followers! Excited to have you onboard! Haftom Kahsay, ህዚከ ናበይ, Adu Tsegay, GebreHiwet GebreZher, Elisa Demissie Apo, Zeru Leul, Abrsh Wedi Muez, ገሪየ ሑፃ ገርዓልታ, Tenbe Xv, Meri Meri, Leul Gere

11/05/2026
ፃውዒት ሓገዝ ንጋንታ ኩ/እ/ሑፃ ቆላ''''''''''''''''''''''''''''''''''''''''''''''''' ገርዓልታክለብና ጋንታ ሑፃ ቆላ ገርዓልታ ካብ ዝምስረት ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ኮ...
11/05/2026

ፃውዒት ሓገዝ ንጋንታ ኩ/እ/ሑፃ ቆላ
''''''''''''''''''''''''''''''''''''''''''''''''' ገርዓልታ
ክለብና ጋንታ ሑፃ ቆላ ገርዓልታ ካብ ዝምስረት ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ኮይኑ ዝሰረሖም ስራሕቲ ግን ምስቶም ዝለዓለ ደገፍትን ገንዘብን ዘለዎም ከተማታት ቅድሚት ዝስራዕ እዩ።
ሐዚ ኣብ ዝተኻየደ 1ይ ድቭዥን ፅዋዕ መሰቦ ጋንታታት ትግራይ ካብ ጋንታ ሓውዜን ብ ሓደ ነጥቢ ተበሊፁ 2ይ ደረጃ ብመሓዝ ናብ ቀፃሊ ደረጃ ኽሓልፍ ክኢሉ እዩ።ዘለዎ ናይ እቶት ምንጪ ካብ ማዛጋጃ ዕሸል ከተማ መጋብ ጥራሕ ስለዝኾነ ን ንሱ ጥራሕ ድማ እኹል ስለ ዘይኮነ ኩሎም ፀገማት ክምልእ ተሸጊሩ ይርከብ።ስለዝኾነ ኸዓ ኩላትና ተወለድቲ ዓዲ ፣ደገፍቲ፣ ሰብ ሃፍትን ስፖርት ቤተ ሰብን ኢደይ ኢድካ ብምባል እንተነኣሰ ቅያር ማልያ ኳ ስለዘይብልና ንማልያ ዝኸውን ንተሓባበር።ዘለና ማልያ ደረጅኡ ዘይሓለወ ን ሓደ ጥራሕ ስለዝኾነ ብዘይ ቅያር ተሸጋርና ኣለና።
50 ሎማን ንሓደ ሰብ ሸኽሚ ን 50 ሰብ ድማ ገይፂ !ከምዝበሃል በቢ ዝኸኣልናዮ ናብዞም ሒሳብ ቁፅርታት ኣታዊ ንግበር።
1,ንግዲ -1000625785964
2,ኣቢስንያ-187755202
3,ወጋገን-10007480030101
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብ0914140424 ይደውሉ

ክለብ ኩ/እ/ሑፃ ቆላ ገርዓልታ""""""""""""""""""""""ክለብና ክለብ ኩ/እ/ሑፃ ቆላ ገርዓልታ ኣብ ገጠር ወረዳ ሓውዜን  ብእምባታት ዝተኸበበትን ማእኸል ስሕበት ቱሪዝም ዓለምን ዝኾ...
09/05/2026

ክለብ ኩ/እ/ሑፃ ቆላ ገርዓልታ
""""""""""""""""""""""
ክለብና ክለብ ኩ/እ/ሑፃ ቆላ ገርዓልታ ኣብ ገጠር ወረዳ ሓውዜን ብእምባታት ዝተኸበበትን ማእኸል ስሕበት ቱሪዝም ዓለምን ዝኾነት ብ ዝተፈላለዩ መዓድናት እትፍለጥ ንእሽተይ 3ይ ደረጃ ዕሸል ከተማ ዝኾነት ከተማ መጋብ እትርከብ ን ሑፃ ገርዓልታን ቆላገርዓልታን ከባቢታት ማእኸል ብምግባር ዝተመስረአተት ክለብ እያ።
ካብ እትምስረት ሓፂር ግዜ እኳ እንተኾነ ምንቅስቓሳ ግን ኣብ ክልልና ካብ ዝርከባ ከተማታትን ወረዳታትን ብዝሓሸ ደረጃ ዝተፈላለዩ ተስፋ ዘለዎም መናእሰይ ብምሓዝ እትፍለጥ ክለብ እያ።ሐዚ ኣብ ዝነበረ 1ይ ድቭዥን ፅዋዕ መሰቦ ክለባት ትግራይ ድማ ካብ ዝነበራ 24 ክለባት ኣብ 3 ምድብ ኣብ ምድብ "ለ"ንሓውዜን ብምኽታል ብ ሓደ ነጥቢ ብምትሓት ን መቐለ 70 እንደርታ B ብ ሓደ ነጥቢ ብምብላፅ ሽረ እንዳ ስላሴ ኣብ ዝካየድ መፃረዪ ፀወታታት 2ይ ደረጃ ብመሓዝ ሓሊፋ ኣላ።ክሳብ ሐዚ ኣብ ዝነበረ ውድድር 1,ብ ፍልጠትኩም ገንዘብኩምን ግዜኹምን ከይሰሳዕኹም ዝሓገዝኩምና ኩለኹም
2,ጠመየና ፀገመና ከይበልኩም ንኹሉ ነገር ከይተሰኮንኩም ናብ ዚ ደረጃ ዚ ዘብፃሕኹምና ብሉፃት ተፃወቲ
3,ኣብ ዝተፈላለየ ስራሕ ተሰማሪኹም ግን ኣካል ምሕደራ ዝኾንኩም ቦርድ እቲ ክለብ
4,ኣብ ዝኾነ ይኹን ግዜ ቦታን ከየሰኮነኩም ብገንዘብኩም ከይሰሳዕኹም ናብ ዝኸደቶ ብምኻድ ዝሓገዝኩም ናይ ልቢ ደገፍትን ካልኦትን እዛ ክለብ ሐዚ ንዝበፀሐቶ ደረጃ ናብ መሬት ድንን ብምባል ክብረት ይሃበልና ንብል።ሐዚ ድማ ኣብ እንገብሮ ውድድር ብኹለእንትናኹም ምሳና ከም እትኾኑ ብምትእምማን እዩ።
ሰላም!
ክ/ኩ/እ/ሑፃ ቆላ ገርዓልታ!

ተፈፀመ!ብፍፁም ዓብላላይነትፈራውን 0ሑፃ ቆላ ገርዓልታ 5ዘርኡ ሉኡል /Rashford/ድማ ኮኾብ ተፃዋታይ ብሙዃንተሓርዩ።
09/05/2026

ተፈፀመ!
ብፍፁም ዓብላላይነት
ፈራውን 0
ሑፃ ቆላ ገርዓልታ 5
ዘርኡ ሉኡል /Rashford/ድማ ኮኾብ ተፃዋታይ ብሙዃንተሓርዩ።

wow!ፈራውን 0 ሑፃ ገርዓልታ 5ቢንያም መሓሪሚዘን ኣክሊልራሽፎርድክብሮም ገ/ዮውሃንስራሽፎርድ
09/05/2026

wow!
ፈራውን 0 ሑፃ ገርዓልታ 5
ቢንያም መሓሪ
ሚዘን ኣክሊል
ራሽፎርድ
ክብሮም ገ/ዮውሃንስ
ራሽፎርድ

09/05/2026

Shout out to my newest followers! Excited to have you onboard! Araya Teklehaymanot, Aklil Chamack, Kasa Teklu Teklu, Metages Waga Alewu, መሳቅ ነው አመሌ, Halefom Gebremichal, Kbrab Akash, Aregawi Yemane, Ale Siya Gud, WZ Aron Ylal, ክሰግሮ እየ ብተስፋ, Fyori Gebretsadkan, KIbatu GIgimay, Adonay Adoni, Haftay Teklay, ሠናይ ሕይወት

ሎሚ ዕለት ዕለተ ቀዳም 01/09/18 ኣ/ግ ናይ መጠረሻ ን ወሳንን ዝኾነ ፀወታ ጋንታኔ ሑፃ ቆላ ገርዓልታ ምስ  ጋንታ ፈራውን  ክተካይድ እያ።ሰዓት 4:00 ድሕሪ ቀትሪቦታ ኣብ ስተዴም ፈራ...
09/05/2026

ሎሚ ዕለት ዕለተ ቀዳም 01/09/18 ኣ/ግ ናይ መጠረሻ ን ወሳንን ዝኾነ ፀወታ ጋንታኔ ሑፃ ቆላ ገርዓልታ ምስ ጋንታ ፈራውን ክተካይድ እያ።
ሰዓት 4:00 ድሕሪ ቀትሪ
ቦታ ኣብ ስተዴም ፈራውን።

ሰናይ ዕድል ንክለብ ና!

Address

Wukro

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ክለብ ኩዕሶ እግሪ ሑፃ ቆላ ገርዓልታ posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Shortcuts

Share

Category