ሰላም ስፖርት ክለብ Selam football club

ሰላም ስፖርት ክለብ Selam football club Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from ሰላም ስፖርት ክለብ Selam football club, Sports Team, mekelle, Mekelle.

ፅቡቕ ዕዱል ዞም ደቀይ  ገና ካብዚ  ብላዕሊ ነጊስኩም ክሪኤኩም  አየ ዝደሊ ገና እዚ ጅማሮ እዩ💪💪💪
11/07/2026

ፅቡቕ ዕዱል ዞም ደቀይ ገና ካብዚ ብላዕሊ ነጊስኩም ክሪኤኩም አየ ዝደሊ ገና እዚ ጅማሮ እዩ💪💪💪

ተደጊሙ ሎሚ ኣብ ዝተኻየደ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ግጥም ፉቱሳል ፋና መናእሰይ ቡሉፅ ፀወታ ተባሂሉ ን2ይ ግዜ ተሓርዩ💪
29/06/2026

ተደጊሙ ሎሚ ኣብ ዝተኻየደ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ግጥም ፉቱሳል ፋና መናእሰይ ቡሉፅ ፀወታ ተባሂሉ ን2ይ ግዜ ተሓርዩ💪

ዞም ደቀይ ኣብ ዝኣተኽምዎ ንኽትደምቁ እየ ደኺመልኩም ደስ ይብለኒ ኣሎ እዩኤቨን የማነ ኣብ ውድድር ፉቱሳል ቡሉፅ ተባሂሉ እንትሕረHailush WeldeGebral እየ ኣሰልጢኒኹም💪💪
22/06/2026

ዞም ደቀይ ኣብ ዝኣተኽምዎ ንኽትደምቁ እየ ደኺመልኩም ደስ ይብለኒ ኣሎ እዩ
ኤቨን የማነ ኣብ ውድድር ፉቱሳል ቡሉፅ ተባሂሉ እንትሕረ
Hailush WeldeGebral እየ ኣሰልጢኒኹም💪💪

ሰላምኩም ይብዛሕ ደቂ ቀመራውያን ኣብ ሽረ ዝተኻየደ  መጠቓለሊ 1ይ ድቭዥን መሰቦ ካፕ ካብ ጋንታና ተሓርዮም ዝኸዱ ፍርያትና ጋንታና ገና ካብዚ  ዝለዓለ  ደረጃ እና ክሪኤኩም ንደሊ  እና ወ...
15/06/2026

ሰላምኩም ይብዛሕ ደቂ ቀመራውያን
ኣብ ሽረ ዝተኻየደ መጠቓለሊ 1ይ ድቭዥን መሰቦ ካፕ ካብ ጋንታና ተሓርዮም ዝኸዱ ፍርያትና ጋንታና
ገና ካብዚ ዝለዓለ ደረጃ እና ክሪኤኩም ንደሊ እና ወጥሩ 💪💪💪

ኣብ ሓዱሽ ጋንተኦም ኣብ ፈላማይ ፀወተኦም ዝደመቑ ኣናብስ ሽቱ ብምምዝጋብ ፈሊመምዎኣብ ፈላማይ ፀወተኦም ሽቶ ብምምዝጋብ ፈሊመምዎ ዞም ኣናብስ💪💪💪ኣብርሃም ሃይላይ 1 ሽቶኤቨን የማነ 1 ሽቶጋ...
01/06/2026

ኣብ ሓዱሽ ጋንተኦም ኣብ ፈላማይ ፀወተኦም ዝደመቑ ኣናብስ ሽቱ ብምምዝጋብ ፈሊመምዎ
ኣብ ፈላማይ ፀወተኦም ሽቶ ብምምዝጋብ ፈሊመምዎ ዞም ኣናብስ💪💪💪
ኣብርሃም ሃይላይ 1 ሽቶ
ኤቨን የማነ 1 ሽቶ
ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ እንኳዕ ደሰ በለና
ጋንታ ኲሓ ኣየኹም ናይና💪💪

6ተ ኣባላት ጋንታና ተመሪፆም 💪🙏💪**&**ፍርያትን ዕባያት ጋንታና ዝኾኑ ኣባላት ጋንታ ኲዖሶ እግሪ ቀመር ዕቓርን ልቓሕን  ናብ 2ተ ዓበይቲ ጋንታታት ተመሪፆም ኣብ ውድድር  ፅዋዕ መሰቦ ካ...
30/05/2026

6ተ ኣባላት ጋንታና ተመሪፆም 💪🙏💪
**&**
ፍርያትን ዕባያት ጋንታና ዝኾኑ ኣባላት ጋንታ ኲዖሶ እግሪ ቀመር ዕቓርን ልቓሕን ናብ 2ተ ዓበይቲ ጋንታታት ተመሪፆም

ኣብ ውድድር ፅዋዕ መሰቦ ካብ ተሳታፊት ዝነበረት ጋንታና ብሰንኪ ዝሰርሐቶም ስሕተታት ካብ ምድባ ዘይምሕላፋ ይዝከር እዩ።

እዚ ድማ ከም ውልቀ ፅቡቕ ምንቅስቓስ ዝነበሮ ኣባላት ጋንታና ካብ ምድበን ሓሊፈን መፃረይ ንዝገብራ ጋንታ መቐለ 70 እንደርታን ጋንታ ኲሓን ኣባላትና ክመረፁ ኺኢሎም እዮም

ናብ ጋንታ መቐሉ 70 እንደርታ B ዝተመረፁ
👉ሓለቓ ጋንታና ተመስገን ፍቓዱ (ጀነራል ጋትሶ
👉ቃልኣብ በረከት(CR
👉ኣብርሃም ሃይላይ(ዘጎት
👉ተኣምራት ሃይለየሱስ(ግድሚ

ናብ ክፍለከተማ ኲሓ ዝተመረፁ
በረከት ንጉስ(ንጉሰ
ኤቨን የማነ (ኣይቫር
ፅቡቕ ዝተሳኸዐ ውድድር ይግበረልኩም
ኣየኹም ናይና!

ተኸታታሊ 2ይ ዓወት ኣመዝጊባ ጋንታና ጋንታ ኲዕሶ እግሪ ዕቋርን ልቓሕን ቀመር ዝሓለፈ ሰሙን ንጋንታ ማይጨው 3-0 ዝረትዐታ  ሎሚ ድማ ንጋንታ ሃፀይ ዮውሃንስ ሃገረሰላም 2-1 ብዝኾነ ውፂኢ...
03/05/2026

ተኸታታሊ 2ይ ዓወት ኣመዝጊባ
ጋንታና ጋንታ ኲዕሶ እግሪ ዕቋርን ልቓሕን ቀመር ዝሓለፈ ሰሙን ንጋንታ ማይጨው 3-0 ዝረትዐታ ሎሚ ድማ ንጋንታ ሃፀይ ዮውሃንስ ሃገረሰላም 2-1 ብዝኾነ ውፂኢት ተዓዊታ💪💪💪
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ናይቲ ዕለት ቡሉፅ ተፃዋታይ ተባሂሉ ዝተሓረየ ናኦድ ፋኑስ ነይሩ
ኣብ ናይ ሎሚ ድማ ኣቤል ሃፍቲ(ፔድሪ)
ኣብ ተኸታታሊ ፀወታ ፅቡቕ ምንቅስቓ ብምግባር ንጋንታና ሽቶ ኣብ ምምዝጋብ ዝርከብ ድማ ሳይሞን ሚኪኤለ (ደኩ)🙏💪

በዚ ዕለት ስነስርዓት መርዕኡ ዝፈፀመ ናይ ልቢ ደጋፊ ጋንታና Habu Man Endertawi  ኣብላት ጋንታና ኣብ ጎኑ ብርካብ  ናይ ሓጎሱ ተኻፈልቲ ኾይኖም ዊዒሎም እንኳዕ ደስ በለካ🙏🙏
02/05/2026

በዚ ዕለት ስነስርዓት መርዕኡ ዝፈፀመ ናይ ልቢ ደጋፊ ጋንታና Habu Man Endertawi ኣብላት ጋንታና ኣብ ጎኑ ብርካብ ናይ ሓጎሱ ተኻፈልቲ ኾይኖም ዊዒሎም እንኳዕ ደስ በለካ🙏🙏

ዓቕሚ ምስ ፀባይ ኲሉ ኣማሊኡ ዝዓደሎ ተኸዳኒ ማልዪ ቁ.ሪ 21 ቡዙሕ ዘይተዘረበሉ ተኸላኻሊ ጋንታ ቀመር ዕቃርን ልቔሕን ዕባይ ጋንታ ሰላም ተኣምራት(ግድሚ) ሎሚ ጋንታ ቀመር ምክ ሲራክ 1=1...
29/03/2026

ዓቕሚ ምስ ፀባይ ኲሉ ኣማሊኡ ዝዓደሎ ተኸዳኒ ማልዪ ቁ.ሪ 21 ቡዙሕ ዘይተዘረበሉ ተኸላኻሊ ጋንታ ቀመር ዕቃርን ልቔሕን ዕባይ ጋንታ ሰላም ተኣምራት(ግድሚ) ሎሚ ጋንታ ቀመር ምክ ሲራክ 1=1 ኣብ ዝተፈላለየትይሉ ናይዚ ፀወታ ቡሉፅ ተባሂሉ ተሸሊሙ።
ተስፋና ቡዙሕ እዩ ኣባኻ💪

Address

Mekelle
Mekelle

Telephone

+251914762665

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ሰላም ስፖርት ክለብ Selam football club posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Shortcuts

Share