Welwalo is My Oxygen

Welwalo is My Oxygen ወልዋሎ ዓጋመ ደመይ
page is created for sport and
entertainment purpose.
is life

Kit Numbers of welwalo current players
22/08/2026

Kit Numbers of welwalo current players

Welwalo ADU💛🖤ፃውዒት ንደገፍትና ኣብ ካፍ ኮንፌደሬሽን ካፕ እትሳተፍ ጋንታና  29 ነሓሰ ኣብ ሩዋንዳ ከተማ ኪጋሊ ፀወታኣ ከም እተካይድ ይፍለጥ። ነዚ ስዒቡ ድማ መላእ ኣባላት ጋንታና...
21/08/2026

Welwalo ADU💛🖤
ፃውዒት ንደገፍትና

ኣብ ካፍ ኮንፌደሬሽን ካፕ እትሳተፍ ጋንታና 29 ነሓሰ ኣብ ሩዋንዳ ከተማ ኪጋሊ ፀወታኣ ከም እተካይድ ይፍለጥ። ነዚ ስዒቡ ድማ መላእ ኣባላት ጋንታና ዕለተ ሰሉስ 26 ነሓሰ ናብቲ ስፍራ ከቕንዑ እዮም። መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ድማ ንጋንታና ሓዊሱ ንመላእ ደገፍትና ናይ ዋጋ ቅናስ ስለ ዘገበረ ነቲ ናይ ዋጋ ቅናስ ተጠቒምኩም ናብቲ ቦታ ብምጉዓዝ ጋንታኹም ምድጋፍ ከም እትኽእሉ ነፍልጥ።

እቲ ጉዕዞ ቪዛ ዘየድልዮ እንትኸውን መምለሲ መዓልቲ ድማ ጳጉሜን 1 እዩ ፤ ንዝበለፀ ሓበሬታ ንፕሬዚደንት ማሕበር ደገፍቲ ጋንታና ኣቶ ዓወት ጊደይ ምርካብ ከም እትኽእሉ ነፍልጥ።

ወልዋሎ ኸ?
11/08/2026

ወልዋሎ ኸ?

በዚህ ወር መጨረሻ ኢትዮጵያን ወክሎ በአፍሪካ ቻምፒየንስ ሊግ ውድድር የሚሳተፈው ሲዳማ ቡና የቅድመ ውድድር ዝግጅቱን ከጀመረ አራተኛ ቀን አስቆጥሯል። የ2018 የሲቢኢ የኢትዮጵያ ፕሪሚየ....

Congratulations to Netsanet Gebremedhin National team called up 👏👏
10/08/2026

Congratulations to Netsanet Gebremedhin
National team called up 👏👏

🙏🙏
07/08/2026

🙏🙏

🎉 እንኳዕ ንመበል 70 ዓመት ምስረታ በዓል ኣብፀሐኩም 🎉

🟡 ጎፈሬ 🤝 ወልዋሎ ዓ/ዩ 🟡

ወልዋሎና ናይ መጀመርታ መፃረዪ ኣፍሪካ ካፍ ኮንፌደራሽን ምስ ሱዳናዊት ጋንታ ኣል ሂላል ኣል ሳህል በፂሕዋ
06/08/2026

ወልዋሎና ናይ መጀመርታ መፃረዪ ኣፍሪካ ካፍ ኮንፌደራሽን ምስ ሱዳናዊት ጋንታ ኣል ሂላል ኣል ሳህል በፂሕዋ

Kirubel Wendmu💛💛
05/08/2026

Kirubel Wendmu💛💛

ከቀናት በፊት ወደ ሀላባ ከተማ ለማምራት ከስምምነት ደርሶ የነበረው ተጫዋች በወልዋሎ ውሉን ለማራዘም ከስምምነት ደርሳል ከቀናት በፊት ወደ አዲስ አዳጊው ሀላባ ከተማ ለማምራት ከስምም....

 #ሓምለ 30 ዘይቕረ ቆፀሮ #💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛ጋንታና ጋንታ ወልዋሎ መበል 70 ዓመት ምስረታ ክብረ በዓል ብድምቀት ከተብዕል እያ። ወልዋሎና ፅዋዕ ዋንጫ ኢትዮጵያ ዝዓተረት ብምኳና ...
04/08/2026

#ሓምለ 30 ዘይቕረ ቆፀሮ #
💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛
ጋንታና ጋንታ ወልዋሎ መበል 70 ዓመት ምስረታ ክብረ በዓል ብድምቀት ከተብዕል እያ። ወልዋሎና ፅዋዕ ዋንጫ ኢትዮጵያ ዝዓተረት ብምኳና ንኢትዮጵያ ወኪላ ኣብ ዋንጫ ኮንፌዴሬሽን ኣፍሪካ ክትሳተፍ እያ ። ነዚ ድርብ ዓወት ምኽንያት ብምግባር ታሪኻዊ ፅምብል ኮንሰርት ምስ ዓበይቲ ስነ ጥበባውያን 30 ሓምለ 2018 ዓ.ም ኣብ ገርጂ ዌር ሃውስ ተዳልዩ ኣሎ።
ነዚ ድሙቕን ዘይርሳዕን ምሸት ንምብዓል ብኽብሪ ተዓዲምኩም ኣለኩም።

መእተዊ ትኬት - 500 ብር
VIP - 2000 ብር
ንዝበለፀ ሓበሬታ፡
በዘን ስልኪ ቁፅርታት ይደውሉ 0995273953 /0945512664

Beyene Banja Contract extended💛💛🖤🖤
31/07/2026

Beyene Banja Contract extended💛💛🖤🖤

አሰልጣኝ ግርማ ታደሰ ቡድናቸውን ማጠናከር ገፍተውበታል። የነፃነት ገብረመድህን ፣ ሰመረ ሀፍታይ እና የስምዖን ማሩን ውል አራዝመው እዮብ አለማየሁ ፣ በረከት ሳሙኤል ፣ ካርሎስ ዳምጠ....

30/07/2026

🫱🫲 Welwalo

Address

Adigrat

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Welwalo is My Oxygen posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Shortcuts

Share