Agame Adigrat Welwalo

Agame Adigrat Welwalo Sports Team

ምልክታ ንደለይቲ ስራሕ•~•••~•ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ስፖርት ክለብ ካብዚ ንታሕቲ ንዝተዘርዘሩ ክፍቲ ስራሕ መደባት ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ። በዚ መሰረት ኣብ ታሕቲ ዝተቐ...
30/10/2024

ምልክታ ንደለይቲ ስራሕ
•~•••~•
ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ስፖርት ክለብ ካብዚ ንታሕቲ ንዝተዘርዘሩ ክፍቲ ስራሕ መደባት ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ። በዚ መሰረት ኣብ ታሕቲ ዝተቐመጠ መስፈርቲ እተማልኡ ደለይቲ ስራሕ ኣብቲ ዝወፀ ክፍቲ ስራሕ መደብ ክትወዳደሩ ይዕድም።
ንተወሳኺ ሓበሬታ ኣብቲ ዝስዕብ ስእሊ ምርኣይን ብውሽጢ መስመር Welwalo Adigrat University FC ምሕታት ይከኣል።

29/10/2024
ናይ 2017 ናይ ኢትዮጵያ ፕሪምየርሊግመርሃ ግብሪ 6ይ ሰሙንኣብ ድሬዳዋ ስታዲየምሰሉስ ጥቅምት 19/2017 10:00 ኢትዮጵያ መድን - ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ01:00 ፋሲል ከነማ - አ...
29/10/2024

ናይ 2017 ናይ ኢትዮጵያ ፕሪምየርሊግ
መርሃ ግብሪ 6ይ ሰሙን

ኣብ ድሬዳዋ ስታዲየም

ሰሉስ ጥቅምት 19/2017
10:00 ኢትዮጵያ መድን - ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ
01:00 ፋሲል ከነማ - አርባምንጭ ከተማ

ሰናይ ዕድል ንጋንታና 💛💛💛
•~••••••~•

የ2017 የኢትዮጵያ ፕሪሚየር ሊግ
6ተኛ ሳምንት መርሃ ግብር

በድሬዳዋ ስታዲየም

ማክሰኞ ጥቅምት 19/2017
10:00 ኢትዮጵያ መድን - ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ
01:00 ፋሲል ከነማ - አርባምንጭ ከተማ

መልካም ዕድል ለክለባችን 💛💛💛

Welwalo Adigrat University FC
24/10/2024

Welwalo Adigrat University FC

14/10/2024

ዝኽሪ መበል 7ይ ዓመት ሰለሞን ገ/ፃድቕ (ባጥራን)

ናይ ፀወታ መዓልቲ•~•••~•√ ሎሚ ዕለት 17-01-2017√ ሰዓት 10፡00√ ቅዱስ ጊዮርጊስ Vs ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ√ ብቐጥታ ብ DSTV ካብ ድሬዳዋ ስቴድየም ክመሓላለፍ እዩ።መል...
27/09/2024

ናይ ፀወታ መዓልቲ
•~•••~•
√ ሎሚ ዕለት 17-01-2017
√ ሰዓት 10፡00
√ ቅዱስ ጊዮርጊስ Vs ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ
√ ብቐጥታ ብ DSTV ካብ ድሬዳዋ ስቴድየም ክመሓላለፍ እዩ።

መልካም ዕድል ንጋንታና 💛💛💛

Welwalo Adigrat University FC

ከንአን ኢንተርናሽናል ሆቴል ዓንዲ ሑቀ ስፖርት ዓዲግራት•~•••~•ከንአን ኢንተርናሽናል ሆቴል ዓንዲ ሑቀ ስፖርት ዓዲግራት አብ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ልምዓት ሐገዝ ዝተፀገሙ ወገናት ልዑል ተሳት...
25/09/2024

ከንአን ኢንተርናሽናል ሆቴል ዓንዲ ሑቀ ስፖርት ዓዲግራት
•~•••~•
ከንአን ኢንተርናሽናል ሆቴል ዓንዲ ሑቀ ስፖርት ዓዲግራት አብ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ልምዓት ሐገዝ ዝተፀገሙ ወገናት ልዑል ተሳትፎ ዝገብር ወናኒ ከንአን ኢንተርናሽናል ሆቴል ሐዉና አምባሳጀር ሃይሉ ከምቲ ልሙድ አብ መስቀል ዓጋመ ዝተሳተፈት ጋንታ ከተማ ዓዲግራት ዝነበራ ናይ ማልያ ፀገም ብምፍታሕ ሙሉእ ማልያ ዓዲጉ ንክትወዳደር ዝገበረ እንትከዉን ሎሚ ሶሉስ ድማ ጋንታ ከተማ ዓዲግራት ሻምፕዮን መስቀል ዓጋመ 2017 ምኳና ብምሕጓስ ንሙሉእ አባላት ጋንታ ናብ ከንአን ኢንተርናሽናል ሆቴል ብምዕዳም ናይ ድራርን ለስላሳን መስተንግዶ ብምግባር ንቀፃሊ ድማ አብ ጎንኩም እየ ብምባል አበረታቲዑዎም:: ክብረት ይሀበልና::
''አምባሳጀር አምባሳደር ወልዋሎ!!''

Welwalo Adigrat University FC

ጋንታና ናይዚ ዓመት ውድድራ ብስዕረት ጀሚራቶ ኣላ••~•••~••ኣብ ኢትዮጵያ ፕርሚየር ሊግ ናይ 2017 ናይ ውድድር ዘመን ባሕር ዳር ከተማ ምስ ጋንታና ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ዘካየደኦ...
21/09/2024

ጋንታና ናይዚ ዓመት ውድድራ ብስዕረት ጀሚራቶ ኣላ
••~•••~••

ኣብ ኢትዮጵያ ፕርሚየር ሊግ ናይ 2017 ናይ ውድድር ዘመን ባሕር ዳር ከተማ ምስ ጋንታና ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ዘካየደኦ ጨዋታ ጋንታና 1ን0 ብዝኾነ ውፅኢት ክትሳዓር ክኢላ እያ።

ባሕር ዳር ከተማ ተዓዊታ ክትወፅእ ዘኽኣለታ ጎል ፍፁም አለሙ ኣብ መበል 24 ደቒቓ ጎል ከቑፅር ክኢሉ እዩ።

Welwalo Adigrat University FC

21/09/2024

ተጀሚሩ
•~•••~•
√ ናይ ጋንታና ናይ መጀመርታ ፀወታ ምስ ባህርዳር ከተማ
√ ናይ ጋንታና መዝሙር ብምዝማር ተጀሚሩ ኣሎ
√ ብ DSTV ምክትታል ይከኣል

17/09/2024

ጋንታና ኣብ ልምምድ
•~•••~•
ጋንታና ቀዳም ምሸት ዕለት 11/01/2017ዓ.ም ሰዓት 1፡00 ምስ ጋንታ ባህርዳር ከተማ ንዝህልዋ ፀወታ ብኸምዚ ዝስዕብ ቪድዮ ልምምዳ ኣጠናኺራ ትቕፅል ኣላ!!
Welwalo Adigrat University FC

🟡 እነሆ ብሕብርና! 🟡እቲ ህቡብ ኣቕራቢ ስፖርታዊ ዕጥቂ ጎፈሬ ነታ ብርክት ዝበሉ ደገፍቲ እትውንን ጋንታ ወልዋሎ ዩ/ዓ ፅሬቶም ዝሓለው ናይ መጀመርያ፣ ካልኣይን ሳልሳይን ማልያ ዕላዊ ጌሩ ኣ...
12/09/2024

🟡 እነሆ ብሕብርና! 🟡

እቲ ህቡብ ኣቕራቢ ስፖርታዊ ዕጥቂ ጎፈሬ ነታ ብርክት ዝበሉ ደገፍቲ እትውንን ጋንታ ወልዋሎ ዩ/ዓ ፅሬቶም ዝሓለው ናይ መጀመርያ፣ ካልኣይን ሳልሳይን ማልያ ዕላዊ ጌሩ ኣሎ።

💥 ጋንታ ወልዋሎ ብምህርትታት ጎፈሬ ማዕሪጋ ኣብ ፕሪምየር ሊግ ክትደምቕ እያ! 💥

🟡 ይሄው በቀለማችን! 🟡

ታላቁ የስፖርት ትጥቅ ብራንድ ጎፈሬ የበርካታ ደጋፊዎች ባለቤት ለሆነው ወልዋሎ ዓ/ዩ ክለብ ጥራት ያላቸው የመጀመሪያ፣ ሁለተኛ እና ሦስተኛ የመጫዎቻ መለያዎችን ይፋ አድርጓል።

💥 ወልዋሎ በጎፈሬ ምርቶች አሸብርቆ ሊጉን ያደምቃል! 💥

------------------------------
Gofere Sports
Welwalo Adigrat University FC

Address

Adigrat

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Agame Adigrat Welwalo posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share

Category