AV Sports

AV Sports football News || ዜናታት ስፖርት

10/05/2026

ኩርዓት ለንደን ቸልሲ!! ናይ ሎሚ ዓመት ፓሪስ፡ ኣብ ቅድሚኣ ንዝጸንሐ ኩሉ ዓይነት ክብርታት ዝገሓጠትን፡ ብማራኪ ጸወታኣን ሸቶታት ዘይጸግብ ሸውሃታን ቀሊቢ ገዚኣ ዝጸንሐት ክለብ"ያ። ክሳብ ...
13/07/2025

ኩርዓት ለንደን ቸልሲ!!

ናይ ሎሚ ዓመት ፓሪስ፡ ኣብ ቅድሚኣ ንዝጸንሐ ኩሉ ዓይነት ክብርታት ዝገሓጠትን፡ ብማራኪ ጸወታኣን ሸቶታት ዘይጸግብ ሸውሃታን ቀሊቢ ገዚኣ ዝጸንሐት ክለብ"ያ።
ክሳብ ፍጻመ ንምብጻሕ ውን
ንከም ሙኒክን ማድሪድን ዛኣመሰላ ዓበይቲ ክለባት ብዘእምን ብቅዓት ኣውዲቃ"ያ ናብዚ ናይ ፍጻመ መድረኽ በጺሓ።

ናይ ኢንዞ ማሬስካ ኢንግሊዛዊት ክለብ ቸልሲ ግን፡ ዘይከምቲ ቅድሚ ጸወታ ዝተዋህባ ትሑት ግምት፡ ንፓሪስ 90 ደቃይቅ ሓኒቃ፡ ብገዚፍ ናይ 3-0 ዓወት ቻምፒዮን ዓለም ኮይና።

ሓበን ለንደን ኢንግሊዛዊት ክለብ ቸልሲ፡ እታ እንኮ ንኩሉ ክብርታት ክትውንን ዝበቅዓት ዓባይ ለንደናዊት ክለብ ምኳና ዝፍለጥ ኮይኑ፡ ሕጂ ከኣ ናይ ፈለማ ጎብለል ዓለም ብምኳን ክብሪ ደፊኣ ።

Congratulations.

RIP Diogo Jota & André Silva 🕊️ ዘሕዝን ፍጻመ ኣብ ስፖርት ዓለም!!
03/07/2025

RIP Diogo Jota & André Silva 🕊️
ዘሕዝን ፍጻመ ኣብ ስፖርት ዓለም!!

ስድራቤት ኣሌክሳንደር ጠዓመ ኢሳቅ!!
21/03/2025

ስድራቤት ኣሌክሳንደር ጠዓመ ኢሳቅ!!

መልእክቲ ሓድሽ-ዓመትን ልደትን ካብ ቢንያም ግርማይ ‼️ሰላም!ኣብ ውሽጢ ዓድን ወጻእን ትነብሩ መላእ ህዝብናን ሰራዊትናን ብሓፈሻ ርሑስ በዓል ልደትት ሓድሽ-ዓመት ክኾነልና ይምነ።
26/12/2024

መልእክቲ ሓድሽ-ዓመትን ልደትን ካብ ቢንያም ግርማይ ‼️

ሰላም!

ኣብ ውሽጢ ዓድን ወጻእን ትነብሩ መላእ ህዝብናን ሰራዊትናን ብሓፈሻ ርሑስ በዓል ልደትት ሓድሽ-ዓመት ክኾነልና ይምነ።

ኣርሰናል 2-2 ሊቨርፑል FT.[ጋርዲዮላ ናብ ናሕሲ ደይቡ ኣሎ]
27/10/2024

ኣርሰናል 2-2 ሊቨርፑል FT.
[ጋርዲዮላ ናብ ናሕሲ ደይቡ ኣሎ]

ኣብዛ ዓመት ዋንጫ ፕሪመርሊግ ንምልዓል ዕላማ ጌራ ዛኣተወት ኣርሰናል፡ ብሰንኪ መስበርቲ ተጻወቲ ዕላማኣ ብከቢድ ዝፍተን ይመስል። ሎሚ ንጋብሪኤልን ቲምበርን ብማህረምቲ ዝሰኣነት ኣርሰናል፡ ና...
27/10/2024

ኣብዛ ዓመት ዋንጫ ፕሪመርሊግ ንምልዓል ዕላማ ጌራ ዛኣተወት ኣርሰናል፡ ብሰንኪ መስበርቲ ተጻወቲ ዕላማኣ ብከቢድ ዝፍተን ይመስል።

ሎሚ ንጋብሪኤልን ቲምበርን ብማህረምቲ ዝሰኣነት ኣርሰናል፡ ናይ ማርቲን ኦዲጋርድ ተወሲክዎ፡ ኣርቴታ ቀዳመይቲ ጋንቱኡ ብከቢድ ትፍተን ምስ ምህላዋ፡ ዝክሰር ዘሎ ነጥቢ ኣብ ስነልቦናዊ ጸቅጢ ክሸሞ ይክእል"ዩ።

ኣርሰናል ገና ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ እንዳሃለወት ካብ ሲቲ ብ5 ነጥቢ ተፈንቲታ ትርከብ።

AV Sports

ግብጻዊ ኮኾብ መሓመድ ሳላሕ ኣብ ልዕሊ ኣርሰናል ዝበዝሐ ሸቶ ተጻዋታይ ዘመዝገበ ተጻዋታይ ንምኳን 2ተ ሸቶታት ይተርፎኦ። ኣብ ልዕሊ ኣርሰናል ዝበዝሐ ሸቶታት ዘመዝገቡ ተጻወቲ…1ይ ሃሪ ኬን ...
27/10/2024

ግብጻዊ ኮኾብ መሓመድ ሳላሕ ኣብ ልዕሊ ኣርሰናል ዝበዝሐ ሸቶ ተጻዋታይ ዘመዝገበ ተጻዋታይ ንምኳን 2ተ ሸቶታት ይተርፎኦ።

ኣብ ልዕሊ ኣርሰናል ዝበዝሐ ሸቶታት ዘመዝገቡ ተጻወቲ…

1ይ ሃሪ ኬን - 14 ሸቶታት
2ይ ዋይን ሩኒ - 12 ሸቶታት
3ይ መሓመድ ሳላሕ -11 ሸቶታት

AV Sports

🗣|  ሊሳንድሮ ብዛዕባ ስዕረት ዩናይትድ ከምዚ ይብል… "ብጣዕሚ ሓሪቀ ኣለኩ። ስዕረት ኣዚዩ እዩ ዘጽላኣኒ። ብዙሕ ትጽቢት ዝግበረልና ክንስና፡ ነዚ ውጺኢት ክነምጽእ ኣይግባእ። "ኣብ ነፍሲ ...
27/10/2024

🗣| ሊሳንድሮ ብዛዕባ ስዕረት ዩናይትድ ከምዚ ይብል…

"ብጣዕሚ ሓሪቀ ኣለኩ። ስዕረት ኣዚዩ እዩ ዘጽላኣኒ። ብዙሕ ትጽቢት ዝግበረልና ክንስና፡ ነዚ ውጺኢት ክነምጽእ ኣይግባእ። "ኣብ ነፍሲ ወከፍ ጸወታ ክንዕወት ንደሊ ኢና።"

AV Sports

ንኩሉ ሓጥያት ተንሃግ ክስከሞ ቅቡል ዲዩ ? ተጻወቲ ዩናይትድ መንፈሶም ምሶኦም የለን።
27/10/2024

ንኩሉ ሓጥያት ተንሃግ ክስከሞ ቅቡል ዲዩ ?
ተጻወቲ ዩናይትድ መንፈሶም ምሶኦም የለን።

Address

Addis Ababa

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when AV Sports posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share

Category