Comishtato tub

Comishtato tub sport news

ማንቸስተር ዩናይትድ ብዘእምን ዉጽኢት ን ኒውካስትል ብሸቶታት ካስሜሮን ቦትማን ናብ ገዛእ ልዳቱ ዘቁጸራን 2-0 ተዓዊታ። #አሪክ ተንሃግ  ምስ ጋንቱኡ ናይ መጀመርታ ዋንጫ ዓቲሩ
26/02/2023

ማንቸስተር ዩናይትድ ብዘእምን ዉጽኢት ን ኒውካስትል ብሸቶታት ካስሜሮን ቦትማን ናብ ገዛእ ልዳቱ ዘቁጸራን 2-0 ተዓዊታ።
#አሪክ ተንሃግ ምስ ጋንቱኡ ናይ መጀመርታ ዋንጫ ዓቲሩ

እቲ ዓቢ ትጽቢት ተጌርሉ ዘሎ ጸወታ ማንቸስተር ዩናይትድ ምስ ኒው ካስተለ መዛዘሚ ጸወታ ካራቦኣካብ *ደገፍቲ ኒውካስትለ  ድሕሪ 50 ዓመት ዋንጫ ንምዕታር ተስፋ ጌሮም ይጽበዩ*አሪክ ተንሃግ ...
26/02/2023

እቲ ዓቢ ትጽቢት ተጌርሉ ዘሎ ጸወታ ማንቸስተር ዩናይትድ ምስ ኒው ካስተለ መዛዘሚ ጸወታ ካራቦኣካብ
*ደገፍቲ ኒውካስትለ ድሕሪ 50 ዓመት ዋንጫ ንምዕታር ተስፋ ጌሮም ይጽበዩ
*አሪክ ተንሃግ ናይ መጀመርታ ዋንጫ ምስ ዩናይትድ ሎሚ የልዕልዶ

ቶተንሃም ንመጀመርታ ጊዜ ን ቸልሲ ኣብ ሓዲሽ ሜዳኣ ዓዲማ ብ ሸቶታት ኦሊቨር ስኪፕን ሃርይ ካነ  2-0 ስዒራታ። ተሓጋጋዚ ኣንቶኒ ኮንተ ን 3 ግዜ ንቶቶንሃም መሪሑ ዓወት ኣመዝጊቡ። ናይ ግ...
26/02/2023

ቶተንሃም ንመጀመርታ ጊዜ ን ቸልሲ ኣብ ሓዲሽ ሜዳኣ ዓዲማ ብ ሸቶታት ኦሊቨር ስኪፕን ሃርይ ካነ 2-0 ስዒራታ። ተሓጋጋዚ ኣንቶኒ ኮንተ ን 3 ግዜ ንቶቶንሃም መሪሑ ዓወት ኣመዝጊቡ። ናይ ግርሃም ፖተር ገዲፍካ ደገፍቲ ቸልሲ ጸወታ ከይ ተወደአ ካብ ስታዲኡም ክወጹ ተራእዮም

Address

Addis Ababa

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Comishtato tub posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to Comishtato tub:

Share

Category