Women's cycling Team Eri-Stars

Women's cycling Team Eri-Stars Team Eri-Stars, a women's cycling team based in Eritrea.

Team Eri-Stars is women's cycling team initiated privately with a goal to give a chance young talented women cyclist to realize their aspiration.

06/12/2024
06/12/2024

Hi My name is Biniam Tareke. I am campaigning to fundraise for Team… Biniam Tareke needs your support for Campaigning for our women's cycling team in Eritrea

19/11/2024
ጋንታ ኤሪ-ስታርስ፡ ናይ 1 ዓመትን 3 ወርሕን ዕድመ ዘለዋ ጋንታ ኾይና፡ ተቕዳደምቲ ደቂኣንስትዮ ካብ መባእታ ኣበጊሳ፡ ድኽመታትን ሓይልን ተቐዳደምቲ ብግቡእ መሚና ነዘን ናይ ሕጂ ተልመዴን ...
11/11/2024

ጋንታ ኤሪ-ስታርስ፡ ናይ 1 ዓመትን 3 ወርሕን ዕድመ ዘለዋ ጋንታ ኾይና፡ ተቕዳደምቲ ደቂኣንስትዮ ካብ መባእታ ኣበጊሳ፡ ድኽመታትን ሓይልን ተቐዳደምቲ ብግቡእ መሚና ነዘን ናይ ሕጂ ተልመዴን ናብ ዝልዓለ ደረጃ ንምብጻሕን፡ ብዓለም-ለኻዊ ደረጃ ተወዳደርቲ ደቀንስትዮ ንምፍራይ ሀ ኢላ ዝተበገሰት ጋንታ እያ።
ተቐዳደምትና ብኹሉ መዳይ እንዳ ኣዕበያ ዝኸዳሉ ስልጠና ስነልቦናን ኣካላዊ ብቕዓትን እንዳወሰዳ ብዘተኣማምን ዕቤት ይግስግሳ ኣለዋ።
ዕላማና ኣዝዩ ናይ ነዊሕን ኣህላኽን ከምኡ'ውን ብዙሕ መሰናኽላት ዘለዎ ምዃኑ ርዱእ እዩ።
ኩሉኹም ኣፍቀርቲ ቅድድም ብሽክለታ ኣብ ጎድንና ኾንኩም ከተተባብዑና ንዕድም።

09/08/2024

What we face and what we aim to do.

ጋንታ ኤሪ-ስታርስ ገዚፍ ዕላማ ሒዛ ኣብ መፋርቕ  2023 ዝጀመረት ንእሽተይ ጋንታ!!
05/08/2024

ጋንታ ኤሪ-ስታርስ ገዚፍ ዕላማ ሒዛ ኣብ መፋርቕ 2023 ዝጀመረት ንእሽተይ ጋንታ!!

ኣቐዲመ ዕዙዝ ሰላምታ ንኩሉኹም ደገፍትና!ስመይ ቢንያም ታረቀ እብሃል። መስራትን ኣካያድን ጋንታ ኤሪ-ስታርስ እየ።ጋንታ ኤሪ-ስታርስ ቅድሚ 1 ዓመት ዝተመስረተት ጋንታ ኾይና፡ ዕድል ንዘይረኸ...
02/08/2024

ኣቐዲመ ዕዙዝ ሰላምታ ንኩሉኹም ደገፍትና!
ስመይ ቢንያም ታረቀ እብሃል። መስራትን ኣካያድን ጋንታ ኤሪ-ስታርስ እየ።
ጋንታ ኤሪ-ስታርስ ቅድሚ 1 ዓመት ዝተመስረተት ጋንታ ኾይና፡ ዕድል ንዘይረኸባ ንመንእሰያት ደቀንስትዮ ፕሮፈሽናል ናይ ሙዃን ሕልመን ከተግብራ መንገዲ ክትከፍተለን ዝተበገሰት ኮይና 7 ተቐዳደምቲ (14-18 ዕድመ) ሓቚፋ፡ ንሓደ ዓመት ብውልቀይ ዘድልየን መሳርሒ ከም ብሽክለታ ዕጥቂ ወዘተ ቀሪበ ከሰልጥነን ጸኒሐ እለኹ።
አዚ ኣብዚ ዝግበር ሓገዝ ደማ ንዝያደ ምዕባለ ዝሕግዘና መሳርሒታት ንምግዛእን፡ ከም ተቐዳደምቲ ደቀንስትዮ መጠን ዘድልየን ፍሉይ ንዋት ንምግዛአ፡ ከምኡ ውን ነቲ ዝሃልክኦ ዝትክእ ኣመጋግብባ ንምዕራይን ምዃን ንኹሉ ደጋፊና ክሕብር እፈቱ።
ንእትገብሩልና ሓገዝ ብልቢ አመስግን
Thank you for your support

Hi My name is Biniam Tareke. I am campaigning to fundraise for Team… Biniam Tareke needs your support for Campaigning for our women's cycling team in Eritrea

Address

Asmara

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Women's cycling Team Eri-Stars posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share