dahay sport

dahay sport all sport

ሎሚ ኣብ ዝተካየደ  4 Jours de Dunkerque / GP des Hauts de France 4ይ መድረክ ወናትናኤል ተስፋጽዮን 1ይ ወጺኡ ብራቮ ናቱ ጅግና 🥇🥇🥇🥇🥇🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
23/05/2026

ሎሚ ኣብ ዝተካየደ 4 Jours de Dunkerque / GP des Hauts de France 4ይ መድረክ ወናትናኤል ተስፋጽዮን 1ይ ወጺኡ ብራቮ ናቱ ጅግና 🥇🥇🥇🥇🥇🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

Arsenal Champion 2026 🏆🏆🏆🏆🏆🎉🎉🎉🎉🎉🎁🎁🎁🎁🎁🎁⚽⚽⚽⚽⚽⚽
19/05/2026

Arsenal Champion 2026 🏆🏆🏆🏆🏆🎉🎉🎉🎉🎉🎁🎁🎁🎁🎁🎁⚽⚽⚽⚽⚽⚽

ናብ ሳዋ ክንደይ ዙርያ ወሪድኩም መልሲ ኣብ ኮመንት
17/05/2026

ናብ ሳዋ ክንደይ ዙርያ ወሪድኩም መልሲ ኣብ ኮመንት

ወዲ 19 ዓመት ሻምፕዮን ኤርትራ ናይ ጂንዮር ናሆም ኤፍሬም (  ) ሎሚ ረቡዕ 6 ግንቦት ንፈለማ ግዜ ማልያ ሓዳስ ጋንትኡ Bike Aid ለቢሱ ኣብ ዘካየዶ ፈላማይ ውድድር ዙር ሄላስ 2026...
06/05/2026

ወዲ 19 ዓመት ሻምፕዮን ኤርትራ ናይ ጂንዮር ናሆም ኤፍሬም ( ) ሎሚ ረቡዕ 6 ግንቦት ንፈለማ ግዜ ማልያ ሓዳስ ጋንትኡ Bike Aid ለቢሱ ኣብ ዘካየዶ ፈላማይ ውድድር ዙር ሄላስ 2026 1ይ መድረኽ 5ይ ደረጃ ሒዙ ብሉጽ ውጽኢት ኣመዝጊቡ።
ናይ መንእሰያት ጻዕዳ ማልያ ከኣ 1ይ ኮይኑ 🥇

ኣብቲ 171ኪሜ ንውሓት ሸፊኑ ብቅጽበታዊ ውድድር ናይ ዓባይ ጉጂለ ዝተዛዘመ መድረኽ፡ በልጂማዊ ማቲስ ኣቮንድትስ ቀዳማይ ኮይኑ ክዕወተሉ ከሎ፡ ግሪኻዊ ወዲ ጋንትኡ ንመርሃዊ ቅዱስ ጆርጂዮስ ቦግላስ ኣብ ውሽጢ ዓዱ 2ይ ደረጃ፡ ወዲ ጋንትኦም ንናሆምን ኤቨንን ዝኾነ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ንዙር በኒን ዝትዓወተሉ ክርስቲያን ቤሎክቮሽቺክ 3ይ ደረጃ ሒዞም ኣብ ፖዲዩም ዛዚሞም።

ኣብዚ መድረኽ ደቂ ጋንተኦም 2ይን 3ይን ደረጃ ሒዞም ንኽዛዝሙ እጃሞም ዝተጻወቱ ኤርትራውያን ተቀዳደምቲ መርሃዊ ቅዱስን ኤቨን የማነን፡ መርሃዊ ቅዱስ ግዜ ከይከሰረ 15 ደረጃ ሒዙ ምስ ብሉጻት 15 ውድድሩ ክዛዝም ከሎ፡ ኤቨን የማነ ካኣ ብ12 ካልኢት ጥራይ ተፈንቲቱ መበል 42 ደረጃ ሒዙ ውድድሩ ዛዚሙ።

ውልዶ ተቀዳዳማይ ናሆም ኤፍሬም ተዓዋቲ ብሩር መዳልያ ኣብ ሻምፕዮን ኣፍሪቃ ናይ ግዜ ውድድር ጂንዮር ኮይኑ፡ ኣብቲ ኣብ ርዋንዳ ዝተኻየደ ሻምፕዮን ዓለም 2025 ናይ ጽርግያ ውድድር'ውን 11 ደረጃ ሒዙ ብሉጽ ውጽኢት ዘመዝገበ ትስፉው ኤርትራዊ ተቀዳዳማይ ኢዩ።

ኣብዚ ናይ ሎሚ ምስ ምኩራት ተቀዳደምቲ ዘካየዶ ውድድር፡ ብሉጽ ደረጃ ሒዙ ምዝዛሙ መርኣያ ብሉጽ ብቅዓቱ ኢዩ'ሞ ሞጎስ ይግበኦ።🏅🏅🏅🏅

Congregation degefti arsenal ⚽⚽⚽⚽⚽⚽
05/05/2026

Congregation degefti arsenal ⚽⚽⚽⚽⚽⚽

Arsenal do athletico thalf melsi ab koment
05/05/2026

Arsenal do athletico thalf melsi ab koment

ሎሚ ኣብ ዝተካየደ ናይ ሓደ ማዓልቲ ኣብ በኒን ያፈት ሙሉጌታ 2ይ ኮይኑ ጽወታኡ ወዲኡ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥈🥈🥈🥈🥈🥈🥈
03/05/2026

ሎሚ ኣብ ዝተካየደ ናይ ሓደ ማዓልቲ ኣብ በኒን ያፈት ሙሉጌታ 2ይ ኮይኑ ጽወታኡ ወዲኡ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥈🥈🥈🥈🥈🥈🥈

ሕጂ ኣብ ዝተዛዘመ ዙር ቱርኪ 8ይ መድረክ ናይ መውዳእታ ሄኖክ ሙሉእብርሃን 6ይ ደረጃ ብምውጻእ ምስ ቀዳሞት 10 ኮይኑ ወዲኡ።ኣብ ሓፈሻዊ ብጫ ማልያ ከኣ 8ይ ደረጃ ኮይኑ ውድድሩ ወዲኡ ኣሎ...
03/05/2026

ሕጂ ኣብ ዝተዛዘመ ዙር ቱርኪ 8ይ መድረክ ናይ መውዳእታ ሄኖክ ሙሉእብርሃን 6ይ ደረጃ ብምውጻእ ምስ ቀዳሞት 10 ኮይኑ ወዲኡ።

ኣብ ሓፈሻዊ ብጫ ማልያ ከኣ 8ይ ደረጃ ኮይኑ ውድድሩ
ወዲኡ ኣሎ ብራቮ ወዲ ሙሌ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰🥰

Arsenal 3 Fulham 0  ንዕረፍቲ ወጺኦም ኣለዉ ኣርሰናል ንቅድሚት
02/05/2026

Arsenal 3 Fulham 0 ንዕረፍቲ ወጺኦም ኣለዉ ኣርሰናል ንቅድሚት

Adresse

Am Gleisdreieck
Hamburg
21033

Benachrichtigungen

Lassen Sie sich von uns eine E-Mail senden und seien Sie der erste der Neuigkeiten und Aktionen von dahay sport erfährt. Ihre E-Mail-Adresse wird nicht für andere Zwecke verwendet und Sie können sich jederzeit abmelden.

Service Kontaktieren

Nachricht an dahay sport senden:

Teilen

Kategorie