EAGL F.A Informações para nos contactar, mapa e direções, formulário para nos contactar, horário de funcionamento, serviços, classificações, fotos, vídeos e anúncios de EAGL F.A, Desporto e lazer, São Paulo de Luanda.

20/10/2025

እዚ ውድድር ብውሽጢ ዓቅሚ ንስሪ መሰልጠኒ ማእከል (EAGELS SPORT ACADEMY ዝተዳለወ እዩ።
ቐዳም ዕለት 11 ኣብ ዝወዓለ ኣብ መንጎ EAGELS (A) VS EAGELS (B) ኣብ ዝነበረ ጸወታ እዩ።

ሰላም ነዓኩም ንኣፍቀርቲ ስፖርት ካብ ሀገረ ኣንጎላ ከተማ ሉዋንዳ እዩ   እዚ ሎሚ ዓመት ብምክንያት መዓልቲ ናጽነትና ዝካየድ ዘሎ ስፖርታዊ ውድድር ብፍላይ ኣብ ኩዕሶ እግሪ ንዋንጫ ናጽነት ...
23/05/2025

ሰላም ነዓኩም ንኣፍቀርቲ ስፖርት ካብ ሀገረ ኣንጎላ ከተማ ሉዋንዳ እዩ እዚ ሎሚ ዓመት ብምክንያት መዓልቲ ናጽነትና ዝካየድ ዘሎ ስፖርታዊ ውድድር ብፍላይ ኣብ ኩዕሶ እግሪ ንዋንጫ ናጽነት መን ወሰደ ክካየድ ኣብ ዝቀነየ ሎሚ ምሸት ብናይ ዋንጫ ጸወትኡ ክዓጹ እዩ።
እሞ ሒዝዎ ዘሎ ቴማ (መስመርና ድርዕና) ብዝብል ንመበል 34 ዓመተ ናጽነትና 🇪🇷 ኤርትራ ንምጽንባል ኣብ ከተማ ሉዋንዳ 🇦🇴 ኣብጎላ ዝካየድ ዘሎ ኮይኑ
እዚ ናስታት ሐደ ወርሒ ዝወሰደ ውድድር ኣብ ከተማ ሉዋንዳ ኣንጎላ ክካየድ ዝቀነየ ስፖርታዊ ውድድራት ብናይ ኩዕሶ እግሪ ን12 ጋንታታት ን240 ተጻወቲ ዝሐቆፈ ኪይኑ በዚ ናይ ሎሚ ምሸት ዝካየድ ናይ ዋንጫ መጋረጅኡ ክዓጹ እንከሎ እዘን ሎሚ ምሸት ዝገጥማ ድማ ኣብ መንጎ ሜሎቴን ሓይሊ ኣየርን እዩ ክኸወን ጽቡቅ ዕድል ንክልቴን ጋንታታት ድማ ንምነ

ብዕለት 22/05/2025 ኣብ ዘምስየ ጸወታ ኣብ መንጎ ጋንታታት ፈንቅልን ቐይሕ ባሕርን ናይ ደረጃ ጸወታ ብዓወት ጋንታ ፈንቕል ተዛዚሙ ጋንታ ፈንቅል ናይ 3ይ ደረጃ ብምሓዝ ናይ ነሓስ መዳል...
23/05/2025

ብዕለት 22/05/2025 ኣብ ዘምስየ ጸወታ ኣብ መንጎ ጋንታታት ፈንቅልን ቐይሕ ባሕርን ናይ ደረጃ ጸወታ ብዓወት ጋንታ ፈንቕል ተዛዚሙ ጋንታ ፈንቅል ናይ 3ይ ደረጃ ብምሓዝ ናይ ነሓስ መዳልያ ኣብ ክሳዶም ከጥልቁ እዩም።
እዚ ውድድር ዋንጫ ናጽነት ኣብ መንጎ 12 ጋንታታት ዝተኻየደ ኮይኑ ን240 ተጻወቲ ዝጠርነፈ እዩ።
በዚ ኣጋጣሚ ናይ መዛዘሚ ጸወታ ኣብ መንጎ ጋንታ ሜሎቲን ጋንታ ሓይሊ ኣየርን ብዝካየድ መጋረጅኡ ክዓጽይ እዩ።

ኣብ ሉዋንዳ ኣንጎላ ኣብ ዝካየድ ዝቕነየ ውድድር እዩ።

06/11/2024

Os ciclistas do Petro de Luanda Meron Gebreeysus e Hosana Gonçalves foram os grandes vencedores das 7.ª e 8.ª etapas da 3.ª edição da “Volta a Angola em Bicicleta-Pepino 2024”.

Endereço

São Paulo De Luanda

Telefone

+244949724103

Website

Notificações

Seja o primeiro a receber as novidades e deixe-nos enviar-lhe um email quando EAGL F.A publica notícias e promoções. O seu endereço de email não será utilizado para qualquer outro propósito, e pode cancelar a subscrição a qualquer momento.

Compartilhar

Categoria