Tesfamariam

Tesfamariam ✅✅✅ let's grow together ❤️❤️❤️
🚗🚗🚗🛜🛜🛜❇️❇️❇️🔰🔰🔰
ብሓንሳብ ንዕበ ፎሎው ንምግባር ኣብዚ ሊንክ ጠውቁ። የቀንየለይ
https://www.facebook.com/profile.php?id=100063635332641

ደገፍቲ ማንቸስተር ይናይትድ fans page which brings all newsof sport

ማንቸስተር ሲቲ ንኣንደርሰን  ክብረ ወሰን ዝሰበረ ብ130 ሚልዮን ፓወንድ ክትዕድግ ተሰማሚዓ...!ማንቸስተር ሲቲ ነቲ ነዊሕ ክትሰርሓሉ ንጸንሐት መስርሕ ዕድጊ እንግሊዛዊ ኣከፋፋሊ ኤልዮት ኣ...
25/06/2026

ማንቸስተር ሲቲ ንኣንደርሰን ክብረ ወሰን ዝሰበረ ብ130 ሚልዮን ፓወንድ ክትዕድግ ተሰማሚዓ...!

ማንቸስተር ሲቲ ነቲ ነዊሕ ክትሰርሓሉ ንጸንሐት መስርሕ ዕድጊ እንግሊዛዊ ኣከፋፋሊ ኤልዮት ኣንደርሰን ካብ ኖቲንግሃም ፎረስት ብ130 ሚልዮን ፓውንድ ከም ዝፈጸመቶ ተገሊጹ።👍👍👍👍

🫶🫶🫶🫶 እዚ መስርሕ ነቲ ሊቨርፑል ንኣሌክሳንደር ኢሳቕ ዝኸፈለቶ ክብረ ወሰን ፕረምየር ሊግ ኮይኑ ዝጸንሐ 126 ሚልዮን ፓውንድ ሰጊሩ ኣብ ቅድሚት ዝስራዕ እዩ።

✅✅✅ ኣንደርሰን ምስ ሃገራዊት ጋንትኡ እንግሊዝ ኣብ ዋንጫ ዓለም እንዳ ሃለወ ሕክምናዊ መርመራ ከካይድ እዩ።

🫶🫶🫶 ኣብ ቀረባ መዓልታት ወግዓዊ ኣሰልጣኒ ማንቸስተር ሲቲ ኮይኑ ናይ ዝግለጽ ኢንዞ ማሬስካን ኣብ ድሕረ ጓርድዮላ ዝህሉ ሓድሽ ዘበንን'ዛ ጋንታ ድማ ካብ ወሰንቲ ተጻወቲ ክኸውን ትጽቢት ይግበረሉ።
Bonne chance à Maresca

25/06/2026

ዝዓበየ ፋብሪካ ዓሳ ዘለዋ ሃገር መን እያ እስከ ኣብ ቦታ ኮመንት ጸሓፉ፥፣

👍👏👍👍እቲ ብሉጽ ንዓኹም መን እዩ 1 ክርስትያኖ ሮናልዶ2 ልዮነል መሲ🐐🐐🐐🐐🐐 Who is the best player for you guys let’s put ur opinion           Zer...
24/06/2026

👍👏👍👍እቲ ብሉጽ ንዓኹም መን እዩ
1 ክርስትያኖ ሮናልዶ
2 ልዮነል መሲ
🐐🐐🐐🐐🐐
Who is the best player for you guys let’s put ur opinion
Zeray

🤣🤣🤣🤣🤣 ንኬን ፈቲሐዮ ኣለዂ፡ ሸቶ ከመዝግብ ይኽእል'ዩ::🍾🍾🍾 ኣብ ልዕሊ ሃገራዊት ጋንትኦም ጋና ሸቶ ንከየመዝግብ ንእግሪ ሃሪ ኬን ከምዝኣሰሮ ገሊጹ ኬን ሸቶ ብዘይ ምምዝጋቡን እትውቲ ዕድ...
24/06/2026

🤣🤣🤣🤣🤣 ንኬን ፈቲሐዮ ኣለዂ፡ ሸቶ ከመዝግብ ይኽእል'ዩ::

🍾🍾🍾 ኣብ ልዕሊ ሃገራዊት ጋንትኦም ጋና ሸቶ ንከየመዝግብ ንእግሪ ሃሪ ኬን ከምዝኣሰሮ ገሊጹ ኬን ሸቶ ብዘይ ምምዝጋቡን እትውቲ ዕድል ብምስሓቱን ኣርእስቲ ኮይኑ ዝርከብ ጋናዊ ጠንቋሊ ናና ኲዋኲ ቦንሳም (ዶተረ)፡ ንእግሪ ኬን ከምዝፈትሐን ኣብ ዝቕጽል ኣንጻር ፓናማ ዘካይድዎ ጸወታ ሸቶታት ከመዝግብ ነጻ ከምዝገደፎን ገሊጹ።

😀😀😀 እቲ ዝሓየልኲ ፈሊጥ'የ ሃሪ ኬን በዚ ክጒሂ የብሉን ኣብ ቀረባ ጊዜ ክበጽሖ ክመጽእ እየ የዕሩኽ ኢና ክብል ውን መልእኽቲ ሰዲድሉ ኣሎ።

24/06/2026

Which country has no official language?
ካብዘን ሰለስተ ሃገራት ኣብ ሃገራወግዓዉ ቋንቋ ዘይብላ ሃገር ኣየነይቲ ሃገር እያ ኣብ ቦት ኮመንት ጸሕፉ።

The Goat is scores a Goal
23/06/2026

The Goat is scores a Goal

23/06/2026

🐪🐪🐪🐪 ሰላም ዶቂ ዓበይቲ እስከ ንሎም ከኣ ንእሽቶ ሕቶ ኣዳሊየ ኣለኹ ናብታ ሕቶ ከብለኩ 1000 ዓመት ክጸንሕ ዝኽእል እንስሳ መን ዩ ኣብ ቦት ኮመንት የራክበን።

Adresse

Strasbourg

Heures d'ouverture

Lundi 09:00 - 19:00
Mardi 09:00 - 19:00
Mercredi 09:00 - 19:00
Jeudi 09:00 - 19:00
Vendredi 09:00 - 19:00
Samedi 08:00 - 19:00
Dimanche 12:00 - 21:00

Notifications

Soyez le premier à savoir et laissez-nous vous envoyer un courriel lorsque Tesfamariam publie des nouvelles et des promotions. Votre adresse e-mail ne sera pas utilisée à d'autres fins, et vous pouvez vous désabonner à tout moment.

Contacter L'entreprise

Envoyer un message à Tesfamariam:

Partager