18/12/2024
ወርሒ ታሕሳስ ንፍረሚናጦስ
ካብ ሎሚ 01 ታሕሳስ ጀሚሩ ክሳብ 30 ታሕሳስ ማሕበራዊ ገፃት ኢትዮ ቴሌኮም Subscribe ወይ Follow ወይ Join ተገይርና ኢትዮ ቴሌኮም ብስምና ንፍረሚናጦስ 30 ብር ይውፍይ።
ብተወሳኺ ኣብ ዕላዊ ገፅታት ማሕበራዊ ሚድያ ኢትዮ ቴሌኮም ዝልጠፉ መልእኽትታት ሼር እንተገይርና 10 ብር ብስምና ንፍረሚናጦስ ካብ ኢትዮ ቴሌኮም ይኣትው።
ካብ ጁባና ትቕነስ ዋላ ሓንቲ ሳንቲም የላን። ንሕና ጥራሕ ኣብ ታሕቲ ንዝርከቡ ሕጋዊ ማሕበራዊ ገጽዛት ኢትዮ ቴሌኮም Subscribe ፣ Follow ፣ Join ንግበር ንመልእትታቶም ድማ ሼር ብምግባር ንፍረሚናጦስ ንሓግዝ።
ቴሌግራም
https://t.me/ethio_telecom
ፌስቡክ
https://www.facebook.com/ethiotelecom
ኢንስታግራም
https://www.instagram.com/ethiotelecom/
ዩትዩብ https://www.youtube.com/c/EthiotelecomETH
ቲክቶክ http://www.tiktok.com/?lang=en
ሊንክዲን
https://www.linkedin.com/company/ethio-telecom