ማሕበር ኣሰልጠንቲ ስፖርት ሽረ እንዳስላሰ Shire Indaslasse Sport Coaches Association

  • Home
  • Ethiopia
  • Tigray
  • ማሕበር ኣሰልጠንቲ ስፖርት ሽረ እንዳስላሰ Shire Indaslasse Sport Coaches Association

ማሕበር ኣሰልጠንቲ ስፖርት ሽረ እንዳስላሰ Shire Indaslasse Sport Coaches Association ከተማና ሽረ እንዳስላሰ ማእከል ብራከ ስፖርት ክንገብራ ኢና

🙏🙏🙏
21/03/2026

🙏🙏🙏

ፌደረሽን ብሽክሌታ ክልል ትግራይ የቀንየልና🙏🙏🙏
16/03/2026

ፌደረሽን ብሽክሌታ ክልል ትግራይ የቀንየልና🙏🙏🙏

ብኣሰልጣኒ ሙሉብርሃን ዝምርሓ ኣብ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ምስ ክፍለ ከተማ ሓድነት ዝተራኸባ ተፃወቲ ጋንታና ጋንታ  ምድረ ገነት ሽረ 5 ብ 1 ዝተዓወታ እንትኾና ናብ ናይ ዋንጫ ፀወታ ምሕላፈን ...
14/03/2026

ብኣሰልጣኒ ሙሉብርሃን ዝምርሓ ኣብ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ምስ ክፍለ ከተማ ሓድነት ዝተራኸባ ተፃወቲ ጋንታና ጋንታ ምድረ ገነት ሽረ 5 ብ 1 ዝተዓወታ እንትኾና ናብ ናይ ዋንጫ ፀወታ ምሕላፈን ኣረጊጊፀን ኣለዋ❤

ብምትሕብባር ማሕበር ኣሰልጠንቲ ስፖርት ሽረ እንዳስላሰ Shire Indaslasse Sport Coaches Association   መድረክ ተሞክሮ ልውውጥን ምንቅቃሕን ንኣማተራት ኩዕሶ እግሪ ከተ...
14/03/2026

ብምትሕብባር ማሕበር ኣሰልጠንቲ ስፖርት ሽረ እንዳስላሰ Shire Indaslasse Sport Coaches Association መድረክ ተሞክሮ ልውውጥን ምንቅቃሕን ንኣማተራት ኩዕሶ እግሪ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ኣብ ሆቴል ኣፍሪካ እንዳተካየደ እዪ።

ጋንታና ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ክትበፅሕ ግደ ደገፍትና ልዑል ግደ ከምዝነበሮ ዝፍለጥ ኮይኑ ሕጂ ድማ ብዝተወደበ መልክዑ ደጋፊ ማሕበርና ንምጥንኻር ብዝተፈላለዩ ኣማራፂታት ኣባል ትኾኑሉ መንገዲ ተ...
10/03/2026

ጋንታና ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ክትበፅሕ ግደ ደገፍትና ልዑል ግደ ከምዝነበሮ ዝፍለጥ ኮይኑ ሕጂ ድማ ብዝተወደበ መልክዑ ደጋፊ ማሕበርና ንምጥንኻር ብዝተፈላለዩ ኣማራፂታት ኣባል ትኾኑሉ መንገዲ ተፈጢሩ ኣሎ ።
ሙሉእ ትሕዝቶ ኣብ ደብዳቤ ኣለኩም

ፅዋዕ መሰቦ ካፕ ዲቪዚዮን ውድድር ኩዕሶ እግሪ ጋንታታት ትግራይ 2018 ዓ/ም ሎሚ ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ጀሚሩ ኣሎ።ማሕበርና እቲ ውድድር ንክሳለጥ ኣድላይ ሓገዝ እንዳገበረ እዪ
07/03/2026

ፅዋዕ መሰቦ ካፕ ዲቪዚዮን ውድድር ኩዕሶ እግሪ ጋንታታት ትግራይ 2018 ዓ/ም ሎሚ ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ጀሚሩ ኣሎ።
ማሕበርና እቲ ውድድር ንክሳለጥ ኣድላይ ሓገዝ እንዳገበረ እዪ

ምስልታት ቱር ትግራይ ባንኪ ወጋገን ማሕበርና ንተዓወቲ ቮላታ ማሕበር ኣሰልጠንቲ ስፖርት ሽረ እንዳስላሰ Shire Indaslasse Sport Coaches Association  ናይ ክለብና ምድ...
05/03/2026

ምስልታት ቱር ትግራይ ባንኪ ወጋገን
ማሕበርና ንተዓወቲ ቮላታ ማሕበር ኣሰልጠንቲ ስፖርት ሽረ እንዳስላሰ Shire Indaslasse Sport Coaches Association ናይ ክለብና ምድረ ገነት ሽረ ማልያ ኣበርከቱ እዪ።

ዓንዲ ብስክሌት ትግራይ መምህር በሪሁ ኣብ ሽረ እንዳስላሰማሕበር ኣሰልጠንቲ ስፖርት ሽረ እንዳስላሰ Shire Indaslasse Sport Coaches Association  ንኣገልግሎትኩም ልዑል...
05/03/2026

ዓንዲ ብስክሌት ትግራይ መምህር በሪሁ ኣብ ሽረ እንዳስላሰ
ማሕበር ኣሰልጠንቲ ስፖርት ሽረ እንዳስላሰ Shire Indaslasse Sport Coaches Association ንኣገልግሎትኩም ልዑል ክብርን ናእዳን ኣለዎ።

05/03/2026
ብምክንያት መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ዝካየድ ዘሎ ቱር ትግራይ ሎማዕንቲ ምስ ፌደረሽን ብስክሌት ትግራይ: ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ዞባ ሰሜን ምዕራብ:  ሊግ ደቂ ኣንስትዮን ማሕበርናን ማሕበር ኣሰል...
05/03/2026

ብምክንያት መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ዝካየድ ዘሎ ቱር ትግራይ ሎማዕንቲ ምስ ፌደረሽን ብስክሌት ትግራይ: ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ዞባ ሰሜን ምዕራብ: ሊግ ደቂ ኣንስትዮን ማሕበርናን ማሕበር ኣሰልጠንቲ ስፖርት ሽረ እንዳስላሰ Shire Indaslasse Sport Coaches Association ብሓደ ብምኳን ዓለም ለከ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ተከቢሩ ኣሎ።
ማሕበርና ኣብ ከተማታት ትግራይ ኣብ ዝካየዱ ሕድሕድ ናይ ቮላታ ውድድራት ንተዓወቲ ዝከውን ሽልማት ኣበርኪቱ እዪ።
ቱር ትግራይ ሎሚ ካብ ከተማ ሽረ ናብ ከተማ ዓድዋ ቀፂሉ ኣሎ

ብምክንያት ዓለም ለከ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ዝተዳለወ ቱር ባንኪ ወጋገን ብደቂ ኣንስትዮ ካብ ከተማ ሸራሮ ዝጀመረ ሎማዕንቲ ከተማ ሽረ እንዳ ስላሰ በፂሐን ኣለዋ።ማሕበር ኣሰልጠንቲ ስፖርት ሽ...
04/03/2026

ብምክንያት ዓለም ለከ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ዝተዳለወ ቱር ባንኪ ወጋገን ብደቂ ኣንስትዮ ካብ ከተማ ሸራሮ ዝጀመረ ሎማዕንቲ ከተማ ሽረ እንዳ ስላሰ በፂሐን ኣለዋ።
ማሕበር ኣሰልጠንቲ ስፖርት ሽረ እንዳስላሰ Shire Indaslasse Sport Coaches Association ንተዓወቲ ሽልማት ኣበርኪቱ ኣሎ።
እቲ ቱር ፅባሕ እውን ክቅፅል እዪ።

ማሕበርና ማሕበር ኣሰልጠንቲ ስፖርት ሽረ እንዳስላሰ Shire Indaslasse Sport Coaches Association ንዝክሪ ዓወት ዓድዋ ኣብ ዓድዋ ኣብ ዝተካየደ ኣብ ዝተካየደ ስፖርታዊ ...
04/03/2026

ማሕበርና ማሕበር ኣሰልጠንቲ ስፖርት ሽረ እንዳስላሰ Shire Indaslasse Sport Coaches Association ንዝክሪ ዓወት ዓድዋ ኣብ ዓድዋ ኣብ ዝተካየደ ኣብ ዝተካየደ ስፖርታዊ ውድድራት ተሳቲፉ እዪ።

Address

Ethiopia
Tigray

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ማሕበር ኣሰልጠንቲ ስፖርት ሽረ እንዳስላሰ Shire Indaslasse Sport Coaches Association posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Shortcuts

Share

Category