ጋንታ ሓወልቲ ኣኽሱም Hawelti Aksum Sport Club

ጋንታ ሓወልቲ ኣኽሱም Hawelti Aksum Sport Club እንኳዕ ናብ ማሕበራዊ ድሕረ ገፅ ጋንታ ሓወልቲ ኣኽሱም ብሰላም መፃኹም ።

ሎሚ ዕለት 24 ሕዳር 2017 ምስ ጋንታ ደሴ ዝነበረ ውፅኢት ደሴ 4 - 0 ኣኽሱም
03/12/2024

ሎሚ ዕለት 24 ሕዳር 2017 ምስ ጋንታ ደሴ ዝነበረ ውፅኢት
ደሴ 4 - 0 ኣኽሱም

ጋንታና ፅባሕ ሰሉስ ዕለት 24 ሕዳር 2017 ኣብ ሻውዓይ ሰሙን ፀወትኣ ምስ ጋንታ ደሴ ኣብ ኣርቴፍሻል እስታድዩም ሃዋሳ ልክዕ ሰዓት 8 ምስ በለ ፀወትኣ ክተሳልጥ እያ ። ዓወት ንጋንታና 💙...
02/12/2024

ጋንታና ፅባሕ ሰሉስ ዕለት 24 ሕዳር 2017 ኣብ ሻውዓይ ሰሙን ፀወትኣ ምስ ጋንታ ደሴ ኣብ ኣርቴፍሻል እስታድዩም ሃዋሳ ልክዕ ሰዓት 8 ምስ በለ ፀወትኣ ክተሳልጥ እያ ።

ዓወት ንጋንታና 💙💙💙

ድሕሪ ፀወታ ሻድሻይ ሰሙን ኣብ  ላዕለዋይ ሊግ ኢትዩጵያ ምድብ ለ ዘሎ ናይ ደረጃ ለውጢ ነዚ ዝስዕብ ይመስል ።
28/11/2024

ድሕሪ ፀወታ ሻድሻይ ሰሙን ኣብ ላዕለዋይ ሊግ ኢትዩጵያ ምድብ ለ ዘሎ ናይ ደረጃ ለውጢ ነዚ ዝስዕብ ይመስል ።

ኣብ ሻድሻይ ሰሙን ፀወታ ላዕለዋይ ሊግ ምድብ ለ ጋንታና ምምስ ጋንታ ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ዘሳለጠቶ ፀወታ ብናይ ሓባር ውፅኢት ባዶ ንባዶ ተዛዚሙ ።
26/11/2024

ኣብ ሻድሻይ ሰሙን ፀወታ ላዕለዋይ ሊግ ምድብ ለ ጋንታና ምምስ ጋንታ ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ዘሳለጠቶ ፀወታ ብናይ ሓባር ውፅኢት ባዶ ንባዶ ተዛዚሙ ።

ኣብ ሻድሻይ ሰሙን ላዕለዋይ ሊግ ኢትዩጵያ ምድብ ለ ጋንታና ምስ ጋንታ ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ክትራከብ እያ ። እዚ ፀወታ ሎሚ ዕለት 17 ሕዳር 2017 ልክዕ ሰዓት 9 ኣብ እስታድዩም ሃዋሳ...
25/11/2024

ኣብ ሻድሻይ ሰሙን ላዕለዋይ ሊግ ኢትዩጵያ ምድብ ለ ጋንታና ምስ ጋንታ ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ክትራከብ እያ ።
እዚ ፀወታ ሎሚ ዕለት 17 ሕዳር 2017 ልክዕ ሰዓት 9 ኣብ እስታድዩም ሃዋሳ ክሳለጥ እዩ ።
ሰናይ ዕድል 💙🙏💙

ላዕለዋይ ሊግ ምድብ ለ ድሕሪ ሓምሻይ ሰሙን ዘሎ ናይ ደረጃ ለውጢ ነዚ ዝስዕብ ይመስል ። ጋንታና ኣብ መበል ሻድሻይ ሰሙን ፀወትኣ ኣብ እስታድዩም ሃዋሳ ምስ ጋንታ ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ዕ...
22/11/2024

ላዕለዋይ ሊግ ምድብ ለ ድሕሪ ሓምሻይ ሰሙን ዘሎ ናይ ደረጃ ለውጢ ነዚ ዝስዕብ ይመስል ።

ጋንታና ኣብ መበል ሻድሻይ ሰሙን ፀወትኣ ኣብ እስታድዩም ሃዋሳ ምስ ጋንታ ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ዕለት 17 ሕዳር 2017 ክተሳልጥ እያ ።

💙💙💙

እንዃዕ ደስ በለና ደስ በለኩም ንኹሉኹም ደገፍቲ ጋንታ ሓወልቲ ኣኽሱም እናበልኩ ። ጋንታና ናብ መንገዲ ዓወት ብምምላሳ ዝተሰምዐኒ ሓጎስ እናገለፅኩ ። ናይ ጋንታና ተፃወትን ኮች ስተፍን ዘር...
21/11/2024

እንዃዕ ደስ በለና ደስ በለኩም ንኹሉኹም ደገፍቲ ጋንታ ሓወልቲ ኣኽሱም እናበልኩ ።
ጋንታና ናብ መንገዲ ዓወት ብምምላሳ ዝተሰምዐኒ ሓጎስ እናገለፅኩ ።
ናይ ጋንታና ተፃወትን ኮች ስተፍን ዘርኣይዎ ፅቡቅ ጅማሮን ሓድነትን ይበል ዘብልን ክትቀፅልሉን እናተማሕፀንኩ ።
በዚ አጋጣሚ እዙይ ዝተሰምዐኒ ሓጎስ ካብ ቃላት ንላዕሊ እዩሞ ሓጎሰይ ንምግላፅ ኣብዚ ፀወታ ፅቡቅ ምንስቃስ ንዝገበሩ ብውልቀይ ሽልማት መተባብዒ የውፍይ ኣለኩ ።

1 ንምክትል ኣሰልጣኒ ልዑል የውሃንስ ብር 2000
2 ንገመችስ አማንኤል ብር 2000
3 ንሄኖክ አወቀ ብር 2000
4 ንክንዳለም ፈቃዱ ብር 2000
5 ንፊልሞን አበራ ብር 2000
ብውልቀይ መተባብዕ ሽልማት እንተውፍይ ዝተሰመዓኒ ታሕጓስ ወሰን የብሉን።

ስራሕ መካየዲ ጋንታ ሓወልቲ ኣኽሱም መምህር ፍፁም ፍስሃ

እንኻዕ ደስ በለና ሳባውያን ።
20/11/2024

እንኻዕ ደስ በለና ሳባውያን ።

20/11/2024

ሰዓት 9 ምስ በለ ጋንታና ምስ ጋንታ ሻሸመኔ መበል 5 ሰሙን ፀወትኣ ክተሳልጥ እያ ።

ሰናይ ዕድል

ድሕሪ ራብዓይ ሰሙን ዘሎ ናይ ደረጃ ለውጥን ናይ ጋንታና ቀፀልቲ 5 ፀወታታትን ነዚ ዝስዕብ ይመስል ።
16/11/2024

ድሕሪ ራብዓይ ሰሙን ዘሎ ናይ ደረጃ ለውጥን ናይ ጋንታና ቀፀልቲ 5 ፀወታታትን ነዚ ዝስዕብ ይመስል ።

ውፅኢት መበል ራብዓይ ሰሙን ።
14/11/2024

ውፅኢት መበል ራብዓይ ሰሙን ።

ኣብ መበል ራብዓይ ሰሙን ፀወታ ጋንታና ምስ ጋንታ ነገሊ ኣርሴ ሎሚ ዕለት 5 ሕዳር 2017 ኣብ እስታድዩም ሃዋሳ ልክዕ ሰዓት 7 ምስ በለ ክትራከብ እያ ።እዚ  ፀወታ ንምክትታል FIFA + ...
14/11/2024

ኣብ መበል ራብዓይ ሰሙን ፀወታ ጋንታና ምስ ጋንታ ነገሊ ኣርሴ ሎሚ ዕለት 5 ሕዳር 2017 ኣብ እስታድዩም ሃዋሳ ልክዕ ሰዓት 7 ምስ በለ ክትራከብ እያ ።
እዚ ፀወታ ንምክትታል FIFA + ዝብል ኣብሊኬሽን ካብ ፕለይ ስቶር ብምውራድ ሙሉእ ፀወታ ክትከታተሉ ከም እትክእሉ ኣቀዲምና ክንሕብር ንፈቱ ።


Address

Aksum
Tigray

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ጋንታ ሓወልቲ ኣኽሱም Hawelti Aksum Sport Club posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Shortcuts

Share

Category