Hani Hadush Football

Hani Hadush Football Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from Hani Hadush Football, Sports League, Shire.

ኣብዚ ሕጂ ሰዓት ዝናይ Goat ክርክር ኣብ መንጎ Young Messi vs Old messi እዩ እኒሀ ።ብወገነይ Young Messi ምስ ዓብዪ Messi ንምውድዳር World Cup የድልዮ እዩ...
04/09/2026

ኣብዚ ሕጂ ሰዓት ዝናይ Goat ክርክር ኣብ መንጎ Young Messi vs Old messi እዩ እኒሀ ።

ብወገነይ Young Messi ምስ ዓብዪ Messi ንምውድዳር World Cup የድልዮ እዩ ይብል።😂😂😂😂

ሰበር!!!!!!!!!!!!እዚ ምስሊ ኣብ ዝሓለፈ መዓልትታት ዝረከብናዮ View እዩ ።ዳርጋ 98.9%😂 ድማ Follow ዘይገበሩ እዮም።ስለዚ እዋናዊ ሓበሬታ ስፖርት ቀልጢፉ ምእንታን ክበፅሖም ...
25/06/2026

ሰበር!!!!!!!!!!!!

እዚ ምስሊ ኣብ ዝሓለፈ መዓልትታት ዝረከብናዮ View እዩ ።
ዳርጋ 98.9%😂 ድማ Follow ዘይገበሩ እዮም።
ስለዚ እዋናዊ ሓበሬታ ስፖርት ቀልጢፉ ምእንታን ክበፅሖም ነዚ Page ፎሎው ይግበሩ።
የቀንየለይ

ኩዕሶ እንትለዓል ሓደ ዘይተርፍ ሰብ ኣሎ ኩሉ ግዜ ብትሕትንኡ፣ንሰባት ዝህቦ ክብሪ ብዘቁፅሮም ጎላት ኮታስ ብኩሉ ነገር ኩዕሶ ኣፍ ተትህልዋ እዚ እዩ ፈጢርኒ ኢላ ምተዛረበትሉ 𝙩𝙝𝙚 𝙜𝙧𝙚𝙖𝙩𝙚...
24/06/2026

ኩዕሶ እንትለዓል ሓደ ዘይተርፍ ሰብ ኣሎ ኩሉ ግዜ ብትሕትንኡ፣ንሰባት ዝህቦ ክብሪ ብዘቁፅሮም ጎላት ኮታስ ብኩሉ ነገር
ኩዕሶ ኣፍ ተትህልዋ እዚ እዩ ፈጢርኒ ኢላ ምተዛረበትሉ
𝙩𝙝𝙚 𝙜𝙧𝙚𝙖𝙩𝙚𝙨𝙩 𝙤𝙛 𝙖𝙡𝙡 𝙩𝙞𝙢𝙚 𝙡𝙞𝙤𝙣𝙚𝙡 𝙢𝙚𝙨𝙨𝙞 39 ዓመቱ ሎሚ መሊኡ ኣሎ

ን ክለቡ ሃገሩን ብግሉ ዘሳክዖም ቁፅርታት:-
🇦🇷 1158 games
⚽️ 916 goals
🎯 414 assists
🏅 8 Ballon d’Ors
🦶 6 Golden Boots
🏆 48 trophies

Happy birthday, 𝑳𝒆𝒐 𝑴𝒆𝒔𝒔𝒊. 😁🇦🇷

Goalll!!!!  crstiano!!!!! crstiano!!!2 ጎል ደጊሙ Portugal 3 ብ 0 ትመርሕ ኣላRonaldo ጎል ምእታዉ ስዒቡ ናይ ዋንጫ ዓለም ብዕድመ ዝዓበየ ጎል ኣቁፃራይ ኮይ...
23/06/2026

Goalll!!!! crstiano!!!!! crstiano!!!
2 ጎል ደጊሙ Portugal 3 ብ 0 ትመርሕ ኣላ
Ronaldo ጎል ምእታዉ ስዒቡ ናይ ዋንጫ ዓለም ብዕድመ ዝዓበየ ጎል ኣቁፃራይ ኮይኑ ኣሎ🙌🙌
Remember He is 41 years Old

23/06/2026

Goallllllll ወዲ 41 ዓመት Ronaldo ናብ ጎል ኣቁፃራይነቱ ተመሊሱ ኣሎ Wowwww 🔥🔥🔥🔥

Portugal ሎመዓንቲ ሰዓት 2:00 ምስ Uzbekistan ክጫወቱ እዮም ።ብ ኣሰልጣኒ Martinez ዝምርሑ ጋንታ Portugal ኣብ ዝሓለፈ ማዕረ ምውፃኣ ዝፍለጥ እዩ ስለዚ ኣብ ዝቀረዮም...
23/06/2026

Portugal ሎመዓንቲ ሰዓት 2:00 ምስ Uzbekistan ክጫወቱ እዮም ።
ብ ኣሰልጣኒ Martinez ዝምርሑ ጋንታ Portugal ኣብ ዝሓለፈ ማዕረ ምውፃኣ ዝፍለጥ እዩ
ስለዚ ኣብ ዝቀረዮም 2 ጨዋታ ተዓዊቶም ናብ ኣውዲቅካ ምሕላፍ ናይ ምካድ ዕድል ኣለዎም
- Crstiano Ronaldo ኣብ ናይ ሎመዓንቲ ጨዋታ ቀዋሚ ኮይኑ ክጅምር እዩ ።
> ጨዋታ ክንደይ ን ክንደይ ይውዳእ ? መን መን የእትዉ? ግምትኩም ኣቀምጡልና

Messi ተወሳኪት 1 ሽቶ ኣብ መበል 94 ደቂቃ ብምቁፃር Argentina 2-0 Austria ክትዕወት ኣክኢሉ እዩ እዚ ስዒቡ ሜሲ 18 ጎል ብምምዝጋብ ናይ ዋንጫ ዓለም ናይ ኩሉ ሻዕ ጎል ኣ...
22/06/2026

Messi ተወሳኪት 1 ሽቶ ኣብ መበል 94 ደቂቃ ብምቁፃር Argentina 2-0 Austria ክትዕወት ኣክኢሉ እዩ እዚ ስዒቡ ሜሲ 18 ጎል ብምምዝጋብ ናይ ዋንጫ ዓለም ናይ ኩሉ ሻዕ ጎል ኣቁፃራይ ኮይኑ ይቅፅል ኣሎ
What A History 💫!!!!!
Follow&Share

👑ንጉስ ኩዕሶ እግሪ Lionel Messi ታሪክ ምፅሓፍ ቀፂሉ ኣሎ።ሎመዓንቲ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ፀወታ Argentina ምስ Austria 1 ሽቶ ብምምዝጋብ ናይ ዓለም ዋንጫ ናይ ኩሉ ሻዕ ኮኮብ⭐...
22/06/2026

👑ንጉስ ኩዕሶ እግሪ Lionel Messi ታሪክ ምፅሓፍ ቀፂሉ ኣሎ።
ሎመዓንቲ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ፀወታ Argentina ምስ Austria 1 ሽቶ ብምምዝጋብ ናይ ዓለም ዋንጫ ናይ ኩሉ ሻዕ ኮኮብ⭐ ጎል ኣቁፃሪ ኮይኑ ኣሎ
1,Messi 17 Goal
2,Klose 16
3,Ronaldo(R9) 🇧🇷 15

22/06/2026

⚽ GoAllllllll!!!!! Messi ሓድሽ ክብረ ወሰን ሴሩ What A player 🙌🙌🙌🙌🙌😤

22/06/2026

!!!!!!!!Messi ጎል ዘቁፅረሉ ዕድል Penalty ረኪቡ ኔሩ ኣይተጠቀመሉን ስሒትዋ

Address

Shire
00

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Hani Hadush Football posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Shortcuts

Share