Patriots Football Club

Patriots Football Club Football training center

23/02/2025
13/12/2024

ኩሉኹም 8ይ ክፍሊ ተፈተንቲ ኣባላትና፡
🙋🙋🙋🙋🙋🙋🙋🙋🙋
ርሑስ ፈተና ክኾነልኩም ንምነ!!!
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

 #ሓዱሽ ማልያ ጋንታና Patriots Football Clubእዩ። PFC new generation!!! #ቤተሰብ ኩኑ ሓቢርና ንስራሕ ታሪኽ ኹዕሾ እግሪ ትግራይ ሓደ ብርኪ ሓፍ ነብሎ።
12/04/2024

#ሓዱሽ ማልያ ጋንታና Patriots Football Club
እዩ። PFC new generation!!!

#ቤተሰብ ኩኑ ሓቢርና ንስራሕ ታሪኽ ኹዕሾ እግሪ ትግራይ ሓደ ብርኪ ሓፍ ነብሎ።

ንሕና ኣባላት ፕሮጀክት ኩዕሾ እግሪ ፔትሪዮት(PFC) በቲ ኣብ ትግራይና  ኣጋጢሙ ዘሎ መሪር ሓዘን ምሒር ነቢዕና ፡ ልቢና ደሚዩ ፡ ካብ ልቢ ሓዚንና 😭😭😭😭 ንኩሉ ህዝቢ ትግራይን ስድራ ስው...
13/10/2023

ንሕና ኣባላት ፕሮጀክት ኩዕሾ እግሪ ፔትሪዮት(PFC) በቲ ኣብ ትግራይና ኣጋጢሙ ዘሎ መሪር ሓዘን ምሒር ነቢዕና ፡ ልቢና ደሚዩ ፡ ካብ ልቢ ሓዚንና 😭😭😭😭 ንኩሉ ህዝቢ ትግራይን ስድራ ስውኣትናን ድማ ምፅንዕናዕ ንምነ። ሰማእታትናለ ኣብ ገነት የንበሩልና። 😭😭😭😭

 #ፃውዒት ስልጠና ኩዕሶ እግሪ⚽⚽⚽⚽⚽⚽⚽⚽⚽⚽⚽ንኹሉኹም ኣባላት ሰልጠንቲ ፕሮጀችክት ኩዕሶ እግሪ PFC ልዕሊ 15 ዓመት 🙏🙏ከም ዝፍለጥ ፕሮጀክት ኩዕሶ እግሪ PFC ብርክት ዝበለ ዓመት ዘቑ...
22/07/2023

#ፃውዒት ስልጠና ኩዕሶ እግሪ
⚽⚽⚽⚽⚽⚽⚽⚽⚽⚽⚽

ንኹሉኹም ኣባላት ሰልጠንቲ ፕሮጀችክት ኩዕሶ እግሪ PFC ልዕሊ 15 ዓመት 🙏🙏

ከም ዝፍለጥ ፕሮጀክት ኩዕሶ እግሪ PFC ብርክት ዝበለ ዓመት ዘቑፀረን ብርክት ዝበሉ ሰልጠንቲ እናፍረየ ዝነበረን ዕድመ ፀገብ ፕሮጀክት እዩ። ይኹን ድኣ'ምበር ኣብ ሃገርና ብዘጋጠመ ኩነታት ተዓናቒፉ ካብ ስራሕቱ በዂሩ ፀኒሑ እዩ።
#ህፃናት ማለት 'ውን ካብ 7-15 ዓመቶም ናብ ስልጠና ተመሊሶም ከባቢ 2 ወርሒ ኣብ ምስልጣን ዝርከቡ እንትኾኑ ዓበይቲ ማለት 'ውን ልዕሊ 15 ግን ምስቲ ኩነታት ፃውዒት ስለዘይገበርና ኣይጀመርናን ፀኒሕና።
#ሐዚ ግን ክንጅምር ስለዝሓሰባና ዕድመኹም/ኽን ልዕሊ 15 ዝኾንኹም/ኽን ማለት 'ውን U-17 ; U-20 ን U-23 ን ምዝገባ ስለዝጀመርና፦
#ካብ ሰኒ-ሓሙስ ኣብ በሪ ዓዲሓቂ 2ይ ብርኪቤት/ቲ ድሕሪ ስዓት
#ካብ ዓርቢ-ሰንበት ድማ ሜዳ መቐለ ዩኒቨርሲቲ ኣሪድ ካምፓስ ቅድሚ ስዓት
መፅእኹም ክትምዝገቡ ፃውዒትና ነቕርብ።
#ምዝገባ ዝጅመረሉ 17-11-15
#ምዝገባ ጠጠው ዝብለሉ 24-11-15
#ምልመላ ዝካየደሉን ብሰብ ሞያ ተፍታሽ(screening)ዝግበረሉን ዕለት ካብ 25-30/11/15
#ውዕሊ ተፈሪሙ ስሩዕ ስልጠና ዝጅመረሉ 01-12-15

ስለዚ እዚ ፕሮጀክት ሓደሽቲ ሰብ ልምዲን ሞያን ዝኾኑ ፣ ኣብነት (psychologist,therapist,Gk coach,nutritionist,fitness coach)ኣሰልጠንቲ መዲቡ ምድላዋቱ ዛዚሙ ስለዝርከብ፥-
በዚ መሰረት ኣብዚ ፕሮጀክት ዝነበርኩም/ክን ይኹን ሓደሽቲ ክትኣትው/ዋ እትደልዩ/ያ ኣባላት ፡ በቲ ዝተሓበረ ዕለት ብስልኪ ይኹን ብ ኣካል ቀዲምኩም ክትምዝገቡ ንሕብር።

# #ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪታትና
+251 953034643
+251 914166141
+251 98 721 7303
ምድዋል ይከኣል እዩ።

ምስ ሰላምታ
PFC

ኣብ PFC ዝነበረ  ድባብ ፡ ስምዒት ፡ ኣብ ቀረባ ግዜ ናብ ዝነበሮ ጥራሕ ዘይኮነስ በሊፁ ፡ ተጠናኺሩ ብምምፃእ ተተካእቲ  ናይ ምፍራይ ስራሑ  ከም ሓድሽ  ክጅምር እዩ። ዋላ'ኳ ሐዚ 'ውን...
18/05/2023

ኣብ PFC ዝነበረ ድባብ ፡ ስምዒት ፡ ኣብ ቀረባ ግዜ ናብ ዝነበሮ ጥራሕ ዘይኮነስ በሊፁ ፡ ተጠናኺሩ ብምምፃእ ተተካእቲ ናይ ምፍራይ ስራሑ ከም ሓድሽ ክጅምር እዩ። ዋላ'ኳ ሐዚ 'ውን ብዝተወሰነ ተተጀመረ ፡ ኩሉ ዘካተተ ግን ስለዘይኮነ ። ⚽️⚽️⚽️ Mu com.& PFC

PFC before war.  🙏🙏🙏
17/05/2023

PFC before war. 🙏🙏🙏

Address

Mekelle

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Patriots Football Club posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to Patriots Football Club:

Share

Category