Mesfin Cycling Team Ethiopia

Mesfin Cycling Team Ethiopia Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from Mesfin Cycling Team Ethiopia, Sports, Mekelle.

💪🥇👏 Eyeru Haftu
20/08/2026

💪🥇👏 Eyeru Haftu

ተምሳሌት ፅንዓትን ሓቦን ዝኾነት ፍርያት ትካልና ሐዚ ድማ ምስ ናይ ዩሲኣይ ጋንታ Team AMANI ተፀንቢራ ኣብ ሃገረ ቡሩንዲ 🇧🇮 ምውድዳር ትርከብ ዋዕሮ ብሽክሌተኛ እየሩ ሃፍቱ ሎመዓንቲ ...
19/08/2026

ተምሳሌት ፅንዓትን ሓቦን ዝኾነት ፍርያት ትካልና ሐዚ ድማ ምስ ናይ ዩሲኣይ ጋንታ Team AMANI ተፀንቢራ ኣብ ሃገረ ቡሩንዲ 🇧🇮 ምውድዳር ትርከብ ዋዕሮ ብሽክሌተኛ እየሩ ሃፍቱ ሎመዓንቲ ኣብ ዝተኻየደ 4ይ መድረኽ ቱር ቡሩንዲ ተዓዊታ።

እንኳዕ ደስ በለኪ
Eyeru Haftu
ኮሪዕናልኪ ዋዕሮና👏🥇💪

06/08/2026
🔥🔥🔥❤
27/07/2026

🔥🔥🔥❤

19/07/2026
19/07/2026
🥇🥉ልዕልና መስፍን ብረታ ብረት ኣብ ማእኸል ኣዲስኣበባ 🔥▬▭▬▭▬▭▬▭▬▭▬▭▬▭▬▭▬▭▬▭▬▭ሎመዓንቲ ዕለት 19/10/2018 ዓ/ም ኣብ ከተማ አዲስአበባ ዝተኻየደ ዓመታዊ ሻምፒዮና ቅድድም ብ...
26/06/2026

🥇🥉ልዕልና መስፍን ብረታ ብረት ኣብ ማእኸል ኣዲስኣበባ 🔥
▬▭▬▭▬▭▬▭▬▭▬▭▬▭▬▭▬▭▬▭▬▭
ሎመዓንቲ ዕለት 19/10/2018 ዓ/ም ኣብ ከተማ አዲስአበባ ዝተኻየደ ዓመታዊ ሻምፒዮና ቅድድም ብሽክሌታ ኢትዮጵያ ከምኡ ውን ኣብ ሃገረ ካናዳ 🇨🇦 ንዝካየድ ዓለም ሻምፒዮና ሃገር ወኪሎም ንዝሳተፉ ተቀዳደምቲ መምረፂ እንትኸውን እቲ ውድድር ድማ 60 ኪ/ሜ ዝሸፈነ ኣብ ኣዲሱ ገበያ ዝበሃል ቦታ ጁኔር ደቂ ኣነስትዮ ናይ ጎደና ውድድር ተኻይዱ። ኣብቲ ውድድር ዝተሳተፋ ተወዳደርቲ ጋንታና ድማ ልዕልነተን ብምዝጋብ ብፀብለልታ ዛዚመንኦ።

🥇ቅሳነት ግርማይ መስፍን ብረታብረት ኢንጂነሪንግ
🥉ራሄል ታመነ መስፍን ብረታብረት ኢንጂነሪንግ
7. ቅሳነት ብርሃነ መስፍን ብረታብረት ኢንጂነሪንግ
4. ቤተልሄም ዮውሃንስ መስፍን ብረታብረት ኢንጂነሪንግ

➔ እዚ ውፅኢት ንኽመፅእን ተቀዳደምትና ናብ ዓለም ሻምፒዮና ሃገረ ካናዳ 🇨🇦 ንኽምረፃን ትካልና መስፍን ብረታ ብረት ኢንጅነሪንግ ንዝገበረልና ኩለ መዳይ ሓገዝ ኣዚና ካብ ልቢ ነመስግን🙏።
🥇እንኳዕ ደስ በለና 🙏
🔥 ኣሰር ፅንዓት

24/06/2026
👏🥇🥈4 ውዕሎ ሎመዓንቲ ኣዲስኣበባ💪▬▭▬▭▬▭▬▭▬▭▬▭▬▭▬▭▬▭ሎመዓንቲ ዕለት 17/10/2018 ዓ/ም ኣብ ከተማ አዲስአበባ ዝተኻየደ ዓመታዊ ሻምፒዮና ቅድድም ብሽክሌታ ኢትዮጵያ 13.46 ኪ...
24/06/2026

👏🥇🥈4 ውዕሎ ሎመዓንቲ ኣዲስኣበባ💪
▬▭▬▭▬▭▬▭▬▭▬▭▬▭▬▭▬▭
ሎመዓንቲ ዕለት 17/10/2018 ዓ/ም ኣብ ከተማ አዲስአበባ ዝተኻየደ ዓመታዊ ሻምፒዮና ቅድድም ብሽክሌታ ኢትዮጵያ 13.46 ኪ/ሜ ዝሸፈነ ጁኔር ደቂ ኣነስትዮ ውልቀ ክሮኖ ሜትር ኣብቲ ውድድር ዝተሳተፋ ተወዳደርቲ ጋንታና ብሉፅ ውፅኢት ብምዝጋብ ብፀብለልታ ዛዚመንኦ።

🥇ቅሳነት ግርማይ መስፍን ብረታብረት ኢንጂነሪንግ
🥈ራሄል ታመነ መስፍን ብረታብረት ኢንጂነሪንግ
4.ቤተልሄም ዮውሃንስ መስፍን ብረታ ብረት ኢንጂነሪንግ

Address

Mekelle

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Mesfin Cycling Team Ethiopia posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Shortcuts

Share

Category