ስፖርትን አፕሊኬሽንን

ስፖርትን አፕሊኬሽንን ብዛዕባ ስፖርትን ናይ ሞባይል ኣፕሊኬሽንን ሓበሬታታት ዝህብ ገፅ

05/05/2026

FINALISTS

https://youtu.be/CH5jm8PYbfk?si=nk4gU0mxfpy2Y0pO
08/01/2026

https://youtu.be/CH5jm8PYbfk?si=nk4gU0mxfpy2Y0pO

#ስፖርት እዙይ ሳላ ስፖርቴይመንት እዩ። ስፖርታዊ ጉዳያት ውሽጢ ዓድን ወፃእን ብዑምቀት ዝድህሰሰሉ ዝዝንተወሉ ፣ ኣገረምቲ፣ እዋናዊን ኣገደስትን ሓበሬታታት ዝፍነወሉ ፣ ፍልጠት.....

https://youtu.be/W-_7uhb_sUM?si=35Lx1utLOYRhOzLR
31/12/2025

https://youtu.be/W-_7uhb_sUM?si=35Lx1utLOYRhOzLR

#ስፖርት እዙይ ሳላ ስፖርቴይመንት እዩ። ስፖርታዊ ጉዳያት ውሽጢ ዓድን ወፃእን ብዑምቀት ዝድህሰሰሉ ዝዝንተወሉ ፣ ኣገረምቲ፣ እዋናዊን ኣገደስትን ሓበሬታታት ዝፍነወሉ ፣ ፍልጠት.....

https://youtu.be/kUrhNzpYgDw?si=7Z7INUdTnBhrMMMt
07/12/2025

https://youtu.be/kUrhNzpYgDw?si=7Z7INUdTnBhrMMMt

#ስፖርት እዙይ ሳላ ስፖርቴይመንት እዩ። ስፖርታዊ ጉዳያት ውሽጢ ዓድን ወፃእን ብዑምቀት ዝድህሰሰሉ ዝዝንተወሉ ፣ ኣገረምቲ፣ እዋናዊን ኣገደስትን ሓበሬታታት ዝፍነወሉ ፣ ፍልጠት.....

https://youtu.be/eRt6FL4xeD8
23/11/2025

https://youtu.be/eRt6FL4xeD8

#ስፖርት እዙይ ሳላ ስፖርቴይመንት እዩ። ስፖርታዊ ጉዳያት ውሽጢ ዓድን ወፃእን ብዑምቀት ዝድህሰሰሉ ዝዝንተወሉ ፣ ኣገረምቲ፣ እዋናዊን ኣገደስትን ሓበሬታታት ዝፍነወሉ ፣ ፍልጠት.....

https://youtu.be/U1bcdDndMD4?si=hJobUznp5oZTXgQ8
22/11/2025

https://youtu.be/U1bcdDndMD4?si=hJobUznp5oZTXgQ8

#ስፖርት እዙይ ሳላ ስፖርቴይመንት እዩ። ስፖርታዊ ጉዳያት ውሽጢ ዓድን ወፃእን ብዑምቀት ዝድህሰሰሉ ዝዝንተወሉ ፣ ኣገረምቲ፣ እዋናዊን ኣገደስትን ሓበሬታታት ዝፍነወሉ ፣ ፍልጠት.....

https://youtu.be/pfddyejiQ5I?si=47GF0pAoTJ5xXKKd
29/10/2025

https://youtu.be/pfddyejiQ5I?si=47GF0pAoTJ5xXKKd

#ስፖርት እዚ ሳላ ስፖርቴይመንት እዩ። ስፖርታዊ ጉዳያት ውሽጢ ዓድን ወፃእን ብዑምቀት ዝድህሰሰሉ ዝዝንተወሉ ፣ ኣገረምቲ፣ እዋናዊን ኣገደስትን ሓበሬታታት ዝፍነወሉ ፣ ፍልጠትን ....

ሎማዓንቲ መዓልቲ ውልደት ናይቶም ኣብ ምድረ ኢንግሊዝ ከይተሰዓሩ ዋንጫ ፕሪምየር ሊግ ዝዓተሩ ብሕታዊ ኣሰልጣኒ ኣርሰን ቬንገር 'Le professeur' እዩ። ሳላ ስፖርቴይመንት ድማ ነዚ ምኽ...
22/10/2025

ሎማዓንቲ መዓልቲ ውልደት ናይቶም ኣብ ምድረ ኢንግሊዝ ከይተሰዓሩ ዋንጫ ፕሪምየር ሊግ ዝዓተሩ ብሕታዊ ኣሰልጣኒ ኣርሰን ቬንገር 'Le professeur' እዩ። ሳላ ስፖርቴይመንት ድማ ነዚ ምኽንያት ብምግባር ነታ ፀሓፊ 'Jean-Claude Lattès' ዝፀሓፋ 'My life in red and white'
ዝተሰምየት መፅሓፍ ኣርሰን ቬንገር ብመልክዕ ትረኻ ኣቕሪባትልኩም ኣላ፡ ቀዳማይ ክፋል እነሆ!

Subscribe ምግባር ኣይትረስዑ

#ስፖርት እዙይ ሳላ ስፖርቴይመንት እዩ። ስፖርታዊ ጉዳያት ውሽጢ ዓድን ወፃእን ብዑምቀት ዝድህሰሰሉ ዝዝንተወ ፣ ኣገረምቲ፣ እዋናዊን ኣገደስትን ሓበሬታታት ዝፍነወሉ ፣ ፍልጠትን ....

ኣርሰን ቬንገር ዘእምነገደ ዩሃን ክራይፍ !ሓደ ሓደ ኣሰልጠንቲ ኣለው ኣዝዩም ዝፍተው ፡ ውሕዳት ከኣ ኣለው ኣመና ዝፍቀሩ። ካብቶም ውሑዳት ዝፍቀሩ ኣብ ቅድሚት ዝስርዑ ድማ ኣርሰን ቬንገር ይ...
22/10/2025

ኣርሰን ቬንገር ዘእምነገደ ዩሃን ክራይፍ !

ሓደ ሓደ ኣሰልጠንቲ ኣለው ኣዝዩም ዝፍተው ፡ ውሕዳት ከኣ ኣለው ኣመና ዝፍቀሩ። ካብቶም ውሑዳት ዝፍቀሩ ኣብ ቅድሚት ዝስርዑ ድማ ኣርሰን ቬንገር ይበሃሉ!! ንዞም ፕሮፌሰር ንምድናቕ ዋንጫ ምቑፃር ኣየድልን ሜዳልያ እውን ከምኡ : እቲ ምንትይሲ መዐቀኒ ዕውትነት ዋንጫ ጥራሕ ስለዘይኮነ።

ብዘይ ንሶም ሳውዝሃምፕተን ሃጥ እንተበለ ከም ኤቨርተን ክትኸውን ዝነበረት ጋንታ ታሪኻ ቀይሮምላ። ኢኮኖሚስት እዮም እሞ ካብ ሽጓጦ ሃይበሪ ገላጊሎም፡ ኤምሬትስ ዝኣክል ሜዳ ክትሃንፅ ኣኽኢሎምዋ። ናይ ባዕላ ልምምድ ሜዳ ክትሃንፅ እውን ኣየስነፍዋን። ኣብ ምድረ እንግሊዝ ሓድሽ ባህሊ እግሪ ኩዕሶ ኣተኣታትዮም፡ ንመላእ ብሪትሽ ካብ ቅዲ 'Kick And Rush' ምሕረት ፈጢሮምሉ።

ፈላስፋ possesion Football ዝኾኑ ኣርሰን ቬንገር እግሮም ካብ ከተማ ናጎያ፡ ጃፓን ተላዒላ ለንደን ምስ ረገፀት ካብ ኣርሰናል ሓሊፉ ኣብ መላእ እንግሊዝ ከም ፅቡቕ ልምዲ ዝተወስዱ ቅዲ ኣፀዋውታ ፣ ኣመላምላ ተፃወቲ(Scouting) ፣ ኣመጋግባ ተፃወቲን ኣብ ነዊሕ ዓመት ዝሳኽዑ ፕሮጀክታትን ሰሪሖም ብምርኣይ ኣብነት ኮይኖም።

ደርጓዕ ብዝበለ ቑፅሪ ንዝድንግፁ ኣሰልጠንቲ ፅዕንቶ ምፅዋር ማለት ታይ ማለት ምኳኑ ኣርእዮም፡ ንነብሶም ኣትሒቶም በይዛ መናእሰያትን ብጉድኣት ዝሳቐዩ ተፃወቲ ዝኾኑ ወናኒ ብሉፅ ስብእና። ዲያቢ ይመስክር!! ነበር ኣምበል ኣርሰናል ቶኒ ኣዳምስ 'እዚ ስብኣይ ንኩዕሶ እግሪ ይበዝሕ እዩ' ዝበሎ እውን ኣብ ልብና ንሕዝ!!

ኣብ ሓደ እዋን ብዕድመ መሰትኦም ንዝኾነ ሆላንዳዊ ኾኸብ ነበር ተፃዋትን ኣሰልጣንን ዩሃን ክራይፍን ከም ዘድንቑ ዝተዛረቡ ቬንገር ኣብዚ ሐዚ ሰዓት ኣብ ፊፋ ሓላፊ ክፍሊ 'Global football development' ኮይኖም እናሰርሑ ይርከቡ።

ሎማዓንቲ ድማ ናይዞም ንኣርሰናል ታተ ኣቢሎም ብኽልተ እግራ ጠጠው ክትብል ዝገበሩዋ ኣብ ምድረ ኢንግሊዝ ከይተሰዓሩ ዋንጫ ፕሪምየር ሊግ ዝዓተሩ ብሕታዊ ኣሰልጣኒ Le professeur መዓልቲ ውልደት እዩ።

https://youtu.be/NSx-_-82Ez4?si=yCXrSJAyQB7kY5Qd
07/10/2025

https://youtu.be/NSx-_-82Ez4?si=yCXrSJAyQB7kY5Qd

#ስፖርት እዙይ ሳላ ስፖርቴይመንት እዩ። ስፖርታዊ ጉዳያት ውሽጢ ዓድን ወፃእን ብዑምቀት ዝድህሰሰሉ ዝዝንተወሉ ፣ ኣገረምቲ፣ እዋናዊን ኣገደስትን ሓበሬታታት ዝፍነወሉ ፣ ፍልጠት.....

https://youtu.be/ixhZlLS0yjE?si=pNJ3k8ZRXN_wEa-d
30/09/2025

https://youtu.be/ixhZlLS0yjE?si=pNJ3k8ZRXN_wEa-d

#ስፖርት እዚ ሳላ ስፖርቴይመንት እዩ። ስፖርታዊ ጉዳያት ውሽጢ ዓድን ወፃእን ብዑምቀት ዝድህሰሰሉ ዝዝንተወሉ ፣ ኣገረምቲ፣ እዋናዊን ኣገደስትን ሓበሬታታት ዝፍነወሉ ፣ ፍልጠትን ....

Address

Addis Abeba
Ak'ak'i

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ስፖርትን አፕሊኬሽንን posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to ስፖርትን አፕሊኬሽንን:

Shortcuts

Share

Category