27/03/2024
✍️ 🫶 #ሼር🤗ሰላም ኣብ ዓዲግራትን ከባቢኣን እትርከቡ ፍትዋትን ክቡራትን ኣሕዋተይ ሓዱሽ ፖስፖርት( New Passport ) Online መሊእኹም ንምውጻእ ድሌት ዘለኩም ብዘይምንም ዓይነት ክፍሊት ምሳኹም ኮይነ On line ምምላእ ክሕግዘኩም እትደልዩ ኣሓትን ኣሕዋትን በዚ ዝስዕብ ኣድራሻ Contact ግበሩኒ ።🙏♥️🤍👇👇🫵🫵 : - [email protected]
Phone Number :- +251919447844