Sami

Sami ሓጸርቲ መሃርቲ ዛንታታት

 # # #ፍቅሪ # # #💝ኣፍቃሪ ዲኻ/ኪ ፡                እስኪ ንርእስኻ ምዘና ሎሚ===============================♥️ፍቅሪ ስዓሪ ኢዩ ኣሕዋተይ። ኢየሱስ ክርስቶስ...
12/09/2019

# # #ፍቅሪ # # #

💝ኣፍቃሪ ዲኻ/ኪ ፡
እስኪ ንርእስኻ ምዘና ሎሚ
===============================
♥️ፍቅሪ ስዓሪ ኢዩ ኣሕዋተይ። ኢየሱስ ክርስቶስ ብፍቕሪ ኢዩ ዓለም ስዒርዋ፡ ብዙሓት ንፍቅሪ ክብሉ ዝኸፍልዎ መስዋእቲ ፡ ኣክንዲ ጽቡቕ ሕማቕ ይፍደዩ እሞ ልቦም ይጉሂ ፡ ዝስበሩ ድማ ብዙሓት ኢዪም። መስበርቲ ቀሊል ኣይኮነን። እንደገና ዝሃንጽ ጽቡቕ ሃናጺ ልቢ እንረዘይተረኺቡ ኣዚዩ ከቢድ ኢዩ። ንዝጉሃየ ልቢ ዝሃንጽ ግን ኣምላኽ ጥራይ ኢዩ። ንልቢ ዘሐጉስ እግዚኣብሄር ጥራይ ኢዪ። ኣብዚ ዘለናዮ ግዜ ብዙሓት ፍቁራት ሓዳሮም ደቆም ተበታቲኑ ፣ ልቦም ተሴሩ ብብዝሒ ዝሪኣየሉ ዘለናዪ ግዜ ኢዩ።

** ኣነ ግን ከምዚ ይብል ብፍላይ እቶም ፍቅሪ እናለገስኩም ዝተጎዳእኩም ፡ ልብኹም ብኣምላኽ ይጽናዕ። ኣምላኽ ጻድቅ ኢዩ። ዝተስዓርኩም ከይመስልኩም ። ሓቀኛ ፍቅሪ ካልኣይ ዘይርከቦ ሂወት ኢያ ትህብ ። ሂወትኩም ሂብኩም ስለዝተጎዳእኩም ኣይትጉሃዩ። ባህ ድኣ ይበለኩም ንፍቅሪ ኢኹም ዋጋ ዝኸፈልኩም !!!

" ኣብ ፍቅሪ ተስዓሪ እምበር ስዓሪ የለን " !!! ኢየሱስ ክርስቶስ ኢዩ ንዓለም ኣፍቂርዋ፡ ሂወቱ ሂብዋ እምበር ዓለም ኣይኮነትን ኣፍቂራቶ። ዓለም ኣይተፍቅረንን ኢያ ኢሉ ግብራ ክፊኡ ስለዝኾነ፡

መለለዪ ረቓሒ ሓቀኛ ኣፍቅሪ፡

👉 የፍቅር
👉ይስዓር
👉ይጽላእ
👉 ይቅተል
👉ይቕበር
👉ይትስእ ህያዉ ኮይኑ ንዘላለም ይነብር። "ፍቅሪ ኣይመዉትን ኢ👉 "
ፍቅርን ኣፍቃርን ንዘልኣለም ኢዮም ዝነበሩ እዚ ኢዩ ፍቅሪን ፡ ማንነት ፍቕርን !!!
ብዙሓት ፍቅሪ ፍቅሪ ይብሉ ኢዮም "ንፍቕሪ ግና ኣይፈልጥዋን ኢዮም

1ይ ቆረንቶስ 13 (1 Corinthians)
4፤ ፍቕሪ ዓቃል እያ፡ ፍቕሪ ለዋህ እያ፡ ፍቕሪ ኣይትቐንእን፡ ፍቕሪ ኣይትጀሃርን ኣይትንፋሕን፡
5፤ ኣይተስተሓፍርን፡ ናታ ኣይትደልን፡ ኣይትምረርን፡ ኣይትቕየምን እያ፡
6፤ ብሓቂ ትሕጐስ እምበር፡ ብዓመጽ ባህ ኣይብላን።
7፤ ኲሉ ትጸውር፡ ኲሉ ትኣምን፡ ኲሉ ተስፋ ትገብር፡ ኲሉ ትዕገስ።

ኩልግዜ ብር ኢልኩም እናተሳእኹም ንእግዛብሄር ተመስግኑሉ ፍቅሪ ሓዳር ይሃብኩም ኣምላኽ !!
🙏🙏🙏🙏🙏🙏

Address

Cairo
ARDELLEWA

Telephone

+201030612926

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Sami posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share

Category